Panneau de gestion des cookies

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ E2C Yonne

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA2, B1, B2, C1

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዝለኦኣለ 1 ዓመታት

ኣበይ ?

ሞያዊ ፕሮጀክትካ ምግላጽ ምፍላጥ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ 5 місяців тому

እንታዩ’ዩ ?

እቲ ካልኣይ ዕድል ንምሃብ (E2C) ዝብል መደብ ን ደቂ 16
ክሳብ 30 ዝኾኑ ፣ ናይ ስራሕ መደብ ዘለዎም ኮይኑ፣

ደሞዝ እናተኸፈለ ስልጣናን ትምህርቲን ንምሃብ ዝዓለም እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

E2C ምስ ድሌታት ናይቶም ዝድገፉ መንእሰያት ዝተመጣጠነ ምክትታልን ውልቃዊ ደገፍን ይህብ እዩ።

ብሳላ መደባት ስራሕ-መጽናዕትን ምዕባይ መሰረታዊ ፍልጠትን ናይ ሞያዊ ፕሮጀክትታትካ ምርካብን ምርግጋጽን ።

እቲ ስልጠና ንሞያዊ ዓለም ክትዳሎን ናጻ ክትከውንን የኽእል።

ከመይ ንገብሮ?

ናብ E2C ንምጽንባር፡ ዝቕጽል ናይ ምጅማር ዕለታት ንምርካብን ተወከሱና፤

  • ኢመይል፡ contact@e2C98.fr
  • ስልኪ፡ 03 86 35 95 81
ኣብ ላዕሊ ገጽ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

claudia mclaudia mምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
youyouተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
sitora abdullaevasitora abdullaevaተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
e2c89e2c89ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ