ምስ Avec Plateforme Linguistique de Saint-Priest - ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር ኣብ ኩሉ ደረጃታት - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር ኣብ ኩሉ ደረጃታት

ምስ ምስ Avec Plateforme Linguistique de Saint-Priest

ኣዳላዊ Centre socio-culturel La Carnière , Centre social L'Olivier, Centre social Louis Braille , Centre social La Carnièreኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እዚኦም ንነበርቲ ሴንት-ፕሪስት Saint-Priest

  • ናብ ግቡእ ናይ ቋንቋ ስልጠና (ምስ ሞያዊ ወይ ውልቃዊ ፕሮጀክትኦም ብዝተኣሳሰር) ብምቕናዕ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ምምሃር ዝድግፉ ሰለስተ ማሕበራዊ ማእከላት እዮም።
  • ብምቕናዕ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ምምሃር ዝድግፉ ሰለስተ ማሕበራዊ ማእከላት እዮም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ቋንቋ ፈረንሳ ብደረጃ ምምሃር ምከኣል ።

ኣብ ኮርሳት ብምስታፍ፡ ምስ ዝተፈላለያ ሃገራትን ባህልታትን ክትራኸቡ ትኽእሉ።

ኣብ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ምስ ኵነታትኩም ዝኸይድ (ስፖርት፡ ትርፊ ግዜ፡ ምብጻሕ፡ ስድራቤታዊ ምውጻእ ወዘተ) ፈረንሳ ንምዝራብ ኣብ ንጥፈታት ማሕበራዊ ማእከል ምክፋል።

ኣካል ናይቲ ማሕበራዊ ማእከል ክትከውን ትኽእል ኢኻ፣ ወለንተኛ ብምዃን። እዚ ድማ፤

  • ናይ ምዝራብ ክእለት ምምዕባል፣ .
  • ከም ምትሕግጋዝን ሓድሕዳዊ ምትሕግጋዝን ዝኣመሰሉ ክብርታት ምክፋል፣ፍልጠት ምሃብ...ወዘተ

  • ሰባት ሞያዊ ስልጠና ንምርካብ፣ ናብ መሻርኽቲ ሞያዊ ውህደት ሰብ ሞያ ኣካላት ናይ ምርካብ ተኽእሎ ይዓቢን ።
  • ምእንቲ .ሰብ ሞያ ኣካላት ናይ ምርካብ ተኽእሎ ይዓቢን ።

ከመይ ንገብሮ?

ንቋንቋዊ መርመራ ቆጸራ ንምሓዝ ካብተን ሰለስተ ማእከላት ናብ ሓደ ደውሉ

  • ኣብ ማእከል Centre social La Carnière : 04 78 20 61 97
  • ኣብ ምእከል Centre social l'Olivier : 04 78 21 55 56
  • ኣብ ማእከል Centre social Louis Braille : 04 78 20 40 44
Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 4 Mnt de la Carnière, 69800 Saint-Priest, France
  • 04 78 20 61 97

  • 30 Rue Maréchal Leclerc, 69800 Saint-Priest, France
  • 04 78 21 55 56

  • 33 Rue Louis Braille, 69800 Saint-Priest, France
  • 04 78 20 40 44
Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • luigiምምሕዳር
  • Aceምምሕዳር
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • mariamተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • carniereኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles