Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ኣብ ናይ ስራሕ ምስኳዕ መደብ ሞያዊ ውህደቱን ተሰንዩ ምእንቲ

ምስ ምስ Avec Programme CLE

ኣዳላዊ Association CLE ኣቐድዲሙ ዝነበረ 6 місяців тому

ማሕበር CLE ድርብ መንገዲ የቕርብ፡ ማለት ተበጻሕነት መሰላትን ሞያዊ ውህደትን እዩ። እቲ ዕላማ ርእሰ-ምሕደራ ናይቲ ዝተሰነየ ሰብን ናብ ሕብረተሰብ ንኽወሃሃዱን ምፍቃድ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ንምምሕዳራዊ ኣገባባትካ ብሕታዊ ደገፍ ክህልወካ እዩ።

  • ናይ ኩባንያ ናይ ምጥላቕ ግዜታት ምስ ናይ ሜዳ ምብጻሕን ምስ ሰብ ሞያ ኣኼባታትን
  • ናይ ስራሕ ምድላይ ሜላታት ምምሃር
  • ኣብቲ መበቆል ሃገር ዝረኸብካዮ ሞያዊ ክእለትካ ወይ ብቕዓትካ ዋጋ ምሃብ ተማሃር...

ኣብ ሞያዊ ኵነታት ዘድሊ ቋንቋዊ ደረጃ ክህልዎ።

  • ፈለማ ካብ መጀመርታ እቲ ኮርስን ኣብ ምሉእ እቲ ደገፍን ብውልቂ ዝግበር ምክትታል፤
  • ምስ ናህርን ድሌታትን ኩሉ ሰብ ዝሰማማዕ ኮርስ (ዝተጠናኸረ፣ ደረጃ ዘለዎ ወይ ዝተደልደለ ኮርስ)

ከመይ ንገብሮ?

ደውሉልና ኣብ ቁጽሪ ፡ 09 67 59 53 97

  • ኣድራሻና Au siège : 5 rue Utrillo, 95120 Ermont
  • ወይ ድማ 14 rue de Paris, 95260 Beaumont-sur-Oise

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • a mugnierምምሕዳር
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
  • youተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • assocleኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles