Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ሞያዊ ቋንቋ ፈረንሳ ምስልጣን

ምስ ላቶኡረ ኢንሰርሽን Latourelle Insertion

ኣዳላዊ LATOURELLE Insertion ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ሓደ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ፣ ንስራሕ ዘገልግል ምፍላጥ

እቲ መደብ ፣ ሓጺርን ተዓጻጸፊን እዩ፣እዚ ማለት ። ክትመርጹ ትኽእሉ ኢኹም ኣብ መንጎ

- ናይ ንግሆ

ወይ

- ናይ ምሸት

ወይ

- ናይ ምሸታዊ

ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ
እቲ ስልጠና ኣብ ፍርቂ መዓልቲ ዝካየድ ኮይኑ፡ ብድምር ኣብ ሰሙን 20 ሰዓታት ይካየድ። እቲ ስልጠና ከከም ድሌታትኩም ካብ 3 ክሳብ 6 ኣዋርሕ ክጸንሕ ዝክእል እውን እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ንሳላ እዚ ስልጠና እዚ፣ ናይ ስራሕ ምድላይ méthodes ወይ ሜላታት ትፈልጡ

ብሳላ እዚ ስልጠና እዚ፣ ሞያዊ ቃላት ትመሃሩ

ብሳላ እዚ ስልተና እዚ፣ ደሞዝ ዘለዎ ስራሕ ትፍትሹ፣ lናይ CV ከምኡ ውን ናይ ተበግሶ ደብዳቤ ምጽሓፍ ንናይ ምድላይ ስራሕ ዝኸይድ ደብዳቤ ትጽሕፉ፣

እቲ ጉጅለ ፕሮጀክትኩም ንምህናጽ ይሕግዘኩም: ጽላት: ዝድለ ቦታ...

ኩሎም ኣባጽሕ ከመልክቱ ይኽእሉ እዮም ፣ እቲ መደብ ግን ን ደቀንስትዮ ትሕቲ 26 ዕድሚአን ኮይኑ መደብ ናይ PIAL (parcours d'insertion par l'acquisition de la langue) ዝወሃብ ናይ ክፍሊት ሓገዝ ይረኽባ

ከመይ ንገብሮ?

Christophe MAMER, ዳሪክተር ናይ LATOURELLE INSERTION :

  • ቴለፎን : 07 68 54 13 18
  • ኢመይል : christophemamer@gmail.com.

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • claudia mምምሕዳር
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • amintatariተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • sebsተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • latourelleኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles