Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳን ፣ ምውህሃድ ሞያዊ ስራሕን

ምስ ምስ Le centre Le Rocheton

ኣዳላዊ Centre Le Rocheton ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሕያሽን ሞያዊ ፕሮጀክትኹም ንምድላውን ናይ 3 ወርሒ ስልጠና ኮርስ፣ ኣብዞም ዝስዕቡ ዘተኮረ

  • ስልጠና ቋንቋ ረረንሳ
  • ናይ 3 ሰሙን ናይ ስራሕ ልምምድ
  • ን ስራሕ ምርካብ ደገፍ ምርካብ ስልጠና ምርካብ
ምፍላጡ ኣገዳሲ!

- ኣብ 77 (Seine-et-Marne) ዝነብሩ ወይ ምዝጉብ ኣድራሻ ዘለዎም - ኣብ ሰሙን 5 መዓልታት (ሰኑይ፡ ሰሉስ፡ ረቡዕ፡ ሓሙስን ዓርብን) ክህሉ። ናይ ምእላይ ቆልዑ ግዴታ እንተሃልዩካ ሰዓታት ክስተኻኸል ይኽእል እዩ።



ምፍላቱ ዘገድስ ምሳሕ ኣብ ቤት መግቢ ማእከል ስልጠና ይቐርብ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ተመሃሩ ጠቓሚ ናይ ንግዲ ቃላት ተማሃር
  • ምኽኣል ብቐሊሉ ብኣፋውን ብጽሑፍን ምዝርራብ
  • ንእሽቶ ጉጅለ ንነፍሲ ​​ወከፍ ደረጃ ፈረንሳ

  • ምኽኣል ምርካብ ሞያዊ ደገፍ
  • ኣብ ዝምስጠኩል ዓውዲ ን3 ሰሙን ናይ ስራሕ ልምምድ (ዘይተኸፈሎ )
  • ምርካብ መብርሂታት ኣብ ኣወዳድባ ስራሕ

  • ሓገዝ ምርካብ ሲቪኹም ንምስራሕ ሓግዙ CV
  • ክእለትኩም ንምዕባይ ውልቃዊ ምኽሪ
  • ስራሕ ንምርካብ ዝሕግዝ ስትራተጂ (ናይ ስራሕ ዕድል፣ ናብ ትካላት መመልከቲ ምልኣኽ ወዘተ)።

  • እዚ ናይ ደረጃ ምስክር ወረቐት ብ FLE (ፈረንሳ ከም ቋንቋ ወጻኢ መጠን)
  • ስልጠና ከም ዝዛዘመ ዝሕብር ምስክር ወረቐት
  • ኣብ ሓደ ትካል ሞያዊ ስራሕ ዝሰርሕ ምስክር ወረቐት።

ከመይ ንገብሮ?

  • ብ ኢመይና: fle@ymca-rocheton.fr
  • ቴለፎንና : 01 64 37 28 26 ou 07 49 05 51 05
  • ከምኡውን SMS : 07 49 05 51 05
ምፍላጡ ዘገድስ ንመጀመርታ ግዜ ቆጸራ ንምሓዝ ብእንግሊዝኛ ምዝርራብ ይከኣል እዩ።

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • mowiተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olena358ተርጓሚ/ሚት
  • rochetonኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles