ምስ Avec l'Association française des hémophiles - ምርካብ ሕክምና ብቐጻሊ ምፍሳስ ደም ዘጋጥሞም ሰባት - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ሕክምና ብቐጻሊ ምፍሳስ ደም ዘጋጥሞም ሰባት

ምስ ምስ Avec l'Association française des hémophiles

ኣዳላዊ Association française des hémophiles ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ማሕበር ፣ ሀሞፎብያ ናይ ፈረንሳ፣ (AFH) ነቲ፣ ኣብ ገለ ሰባት ዝረአ፣ ደም ናይ ምዕጋት ጸገም፣ ምርጋእን ፣ምቁጽጻር ምፍሳስ ደም ፣ ንዘለዎም ሰባት ሕክምናዊ ክትትልን ሓገዝን ይገብር።

L'AFH እቲ ማሕበር ን ከምዚ ዓይነት ጸገማት ዘለዎም ሰባት፣ ምስ ዝግብኦም ናይ ጥዕና ሓገዝ ዝህቡ ትካላት ጥዕና ብምርኻብን፣ ዘድልዮም ናይ ሕክምናን መድሃኒት ክትትልን ይገብር።

ንምንታይከ የዘገድስ?

L'AFH ላ ፍህ፣ እንተደኣ እዚ ዓይነት ፣ ሕክምናዊ ጸገም ሃልይኩም ፣ ከከም ዓይነት ሕክምናዊ ጸገምኩም ተረእዩ ፣ ከም እትሕከሙ ይገብር።

እንተደኣ እዚ ጸገም እዚ ሃልይኩም ነቲ ፍሉይ ሕክማዊ ተርእዮ እዚ፣ ብፍሉይ ምስ ዝዓዩ ሰብ ሞያ ሕክምና ምርኻብኩምን ምሕካምኩምን እዩ ዕላማና።

ንኽትሓውዩ ሓገዝ ምርካብ

ከመይ ንገብሮ?

ክትዉልና ትኽእሉ ኢኹም ብ 01 76 35 11 57.

ምፍላጥ ዘገድስ!
ቴለፎናትና ወትሩ እዋን ክፉት እዩ ቴልፎንና 7መዓልታት ካብ 7 መዓልታት ክፉት እዩ።

ስደዱልና ኢመይል accompagnement@afh.asso.fr

Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

0 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

    Liens utiles