ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር
ምስ ፖለ ሊንጉስቲክ ልዮን 5e/9e

ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር

ምስ 
ፖለ ሊንጉስቲክ ልዮን 5e/9e

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ 17 mars 2022

እንታይ ኢዩ?

ፖለ ሊንጉስቲክልዮን 5e/9e :

  • ናይ ፈረንሳ ብቕዓትኩም ንምግምጋም ፈተና ምሃብ
  • ብዛዕባ ቋንቋ ፈረንሳ ሓበሬታ ምርካብ
  • ብዛዕባ ውድዕነት ቋንቋ ፈረንሳ ምፍላጥ (ዲፕሎምን ፈተናን ወዘተ...)

ለ ፖለ ሊንጉስቲክ 5e/9e ናይ ስለጠና ማሕበር ኮይኑ ብ (AFI / ECRIT69). ዝእለ እዩ።

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

69 - Rhône

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

69 - Rhône

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ምስ ሰብ ሞያ ኣሰልጠንቲ ምርኻብ

  • ምስ ን ኹነታት ትምህርቲ ዝመልኩ ሰብ ሞያ ምቁጻር
  • ብዛዕባ ትምህርቲ ብሱላት ሰብ ሞያ፣ እቲ ኣገባባት ክነግርኹም እዮም ኣመዛግባን ካልእ ዝርዝራትን...)
  • እንተደኣ ተሰማሚዕኩም,፣ ሓደ ኮንትራት ንምግባር ትኽእሉ ብ መገዲ (ኣሲስታንስ ሶሻል፣ ፣ኮንሰይ ናይ ፖለምፕልዋ፣ኣስራሒኩም ወዘተ...)

እቲ ኮንትራት ከከም ብቕዓት ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ክእለትኩም ይውሰን

  • ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ን ምጅማር
  • ናይ ፈረንሳ ፈተና ን ዲፕሎም ምግባር
  • ብቒኣትኩምን ኣፍልጦኹምን ንምግምጋም፣ መታን እንታይ ከም ዝተረፈኩም ክትፈልጡ

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ቆጸራ ውሰዱ

ምስ ላውረንስ CORON :

ብኣካል መጺኡም ቆጸራ ውሰዱ

ኣብ 5 ቦታታ ቆጸራ ምሓዝ ይከኣል እዩ

  • 3 ኣብ ሊዮን Lyon 9e
  • 2 እብ ሊዮን Lyon 5e
ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
1 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
AFI

Association Formation Ingénierie