ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርስ ንምውሳድ
ምስ ፕላትፎርም ሊንጉስቲክ ደቡብ ልዮን Sud-Ouest Lyonnais

ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርስ ንምውሳድ

ምስ 
ፕላትፎርም ሊንጉስቲክ ደቡብ ልዮን Sud-Ouest Lyonnais

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ21 juil. 2022

እንታይ ኢዩ?

ፕላት ትፎርም ሊንጉስቲክ ደቡብ ልዮን Sud-Ouest Lyonnais (8 ማሕበረሰባት )

  • ገምገማ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ምግባር እውን ኣብ መፍትሒ ኣብ ምምጻእ ዝሰማማዓኩም ኩነታት
  • ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርስ ምጅማር
  • እቲ መገምገሚ ቅጥዒ ኣብ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓት መገምገሚ (ናይ ዲፕሎምን፣ ፈተናን ዝተመርኮረ እዩ...) ኣገልግሎቱ

እዚ ፕላትፎርም እዚ ብ ማሕበር ስልጠናን ናይ Ingénierie (AFI / ECRIT69) ተሓጊዙ ዝነጥፍ ማሕበር እዩ።

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

69 - Rhône

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

69 - Rhône

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ሞያዊ ዝኾነ ገምጋም ንምርካብ

  • ምስ ኩነትትኩም ዝሰማማዕ መፍትሒ ንምርካብ፣ ውልቃዊ ቆጸራ ምሓዝ
  • ሓደ ነቲ እትወስድዎ ስልተና ብደቂቕ ዝገልጽ፣ ሓበቴታ ምስ ናይ (መዝገባኡን ,። ካልእ ዝርዝርን ምርካብ..)
  • ፍቓደኛታት ኪኡአንኩምን ጉዳይኩም ናይ (ኣሲስታንት ሶሻል፣ ናይ ፖለምፕምዋ ክኢላን፣ ን ኣስራሒኹምን ይኸይድ፣ ...)

ብዛዕባ ቋንቋዊ ክእለትኩም ሞያዊ ገምገማ ንምርካብ

  • ኮርስ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ንምጅማር
  • ዲፕሎም ንምሓዝ
  • ንስራሕን ትምህርቲን ንምቕጻልን ንኻልእ ዝኸውን ናይ ፈረንሳ ብቕዓ እንተለኩም ምግምጋም።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ቆጸራ ሕዙ

ምስ Virginie BONNAL :

ኣብ ቲ ቦታ ብምካድ

  • እዚ ናይ ፕላትፎርም እዚ ን s de 8ማሕበረሰባት ናይ : ብሪኛስ Brignais,ጂቮር Givors,ኢሪኘ Irigny, ላ ሙላቴር La Mulatière, ኡላን Oullins,ፕየር በኒት Pierre-Bénite, ሳንት ገኒስ Saint-Genis-Laval ከምኡ ውን ቨርኔሶ Vernaiso
  • ኣብ 6ቦታታ ብምኻድ ቆጸራ ንምውሳድ ይከኣል እዩ። : ብረኒኣ Brignais, ጂቮር Givors, ላ ሙልቴኽ La Mulatière ኦላ Oullins, ፔር በኢት Pierre-Bénite ወይ ሳን ገኒስ ላቨል Saint-Genis-Laval.
ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
4 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Association Formation Ingénierie

Association Formation Ingénierie