ምስ Avec Plateforme linguistique de l'Ain - ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ምርካብ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ምርካብ

ምስ ምስ Avec Plateforme linguistique de l'Ain

ኣዳላዊ Association Formation Ingénierie ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እዚ ፕላትፎርም ናይ l'Ain :

  • ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃኹም ምግምጋም
  • ብዛዕባ ቋንቋ ፈረንሳ ሓበሬታ ምሃብ
  • ሓበሬታ ን ኣብነት እንታይ ዓይነት ፈተና ክትሓልፉ ትኽእሉ ወዘተ ( ምእንቲ ዲፕሎም ንኽትረኽቡ ፈተና ንኽትካፈሉን ...)

ናይ l'Ain ፕላትፎርም፣ ሓደ ምስ (AFI / ECRIT01).ዝሰርሕ ማሕበር እዩ

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ንምርኻብ ማንቲ ክጥዕም ቀጸራ ምስ ሰብ ሞያ፣ ኣምጻእቲ መፍትሒ ናይ ቋንቋ ምርኻብ
  • ከምኡውን ብዛዕባ ኣሰራሓ ናይ (ናይ ምዝገባ ፣ ዝርዝራት ናይ ስልጠናን ወዘተ...)
  • እንተደኣ ተሰማሚዕኩም ሓድደ ሓሳብ ናይ -ብዛዕባኹም ናብ t (ኣሲስታንስ ሶኣል ,ኮንሰይ ናይ ፖለምምፕዋ conseiller pôle emploi, ኣስራሒኹምን .. ምልኣኽ ይከኣል)

  • ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ ምጅማር
  • ዲፕሎም ዘውህብ ፈተና ንምሕላፍ
  • እንተደኣ እኹል ብቕዓት ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ን ስራሕን ወይ ስልተናን ዝኸውን ሃልይኩም ኮይኑ ምፍላጥ

  • ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃር ኮርሳትን ስልጠናን ድለ
  • ነጻምዃን ኣብ ፈረንሳ ኣብ መዓልታዊ ህይወትኩም።

ከመይ ንገብሮ?

ናብ Maïté LACASSAGNE :

ኣብ እዚ ካርር ብ ዘሎ ኣድራሻታትና 4 ቦታታት

  • በለይBelley
  • በርግን አን ብረBourg en Bresse
  • ሚሪበልMiribel
  • ኦናክስ Oyonnax
Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

Liens utiles