Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ነጻ ሕክምና ንናይ ምስማዕ ሽግር ንዘለዎም ሰባት

ምስ ብሳላAuditionSolidarité

ኣዳላዊ AuditionSolidarité ኣቐድዲሙ ዝነበረ 6 днів тому

ናይ እዝኒ ቃንዛ ኣለኩም ወይ እውን ናይ ምስማዕ ጸገም ኣለኩም? ማሕበርና L'association AuditionSolidarité ክሕግዘኩም ይኽእል እዩ።

ማሕበርና ኹሎም ናይ ምስማዕ ጸገም ዘለዎም፣ ግን ከኣ ናይ ምሕካም መሰል ብሓገዝ እታ ሃገር ብነጻ l'AME (Aide Médicale d'Etat). መሰል ዘይብሎም ሰባት ዝሕግዝ ማሕበር እዩ

ኣገዳሲ ሓበሬታ፣ እቶም ነዚ ኣገልግሎት እዚ ዝኸስቡ ተጠቐምቲ፣CSS (Complémentaire Santé Solidaire) ንዘይብሎም ሰባት እዩ ዝምልከት።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ይከኣል እውን ናይ መስምዒ ዝተቕም መሳርሒ ሓገዝ ንምርካብ

ብሳላ ማስርሕ ምስላጥ ናይ ፣መሕበርና ምስ ሓደ ነቲ ምስምዒ ብነጻ ዝህብ ናይ ምትሕጋዝ ማሕበር የራኽበኩም

እዚ ኣገልግሎት እዚ ንምርካብ ዋላ ሓንቲ ክትከፍል ኣየድልየኩምን እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ክፍለጥ ዘለዎ : ካብ ሰኑይ lክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓታት 9h ክሳብ 17h.

Lieu d'accueil

1, Impasse des Mésanges, 40180 Yzosse, France

06 72 83 79 55

marion.ormancey@auditionsolidarite.org

Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • basheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • sitora abdullaevaተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • areknazተርጓሚ/ሚት
  • auditionsolidaritéኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles