ኣገዳሲ ሓበሬታ!
ብኮኾብ (*) ዝተመዝገበ ናይ ስራሕ ሰዓታት ብቆጸራ ጥራይ ዝተሓዝአ እዩ እዩ። ኣብ ወርሒ ሓምለን ነሓሰን ኣገልግሎት ኣይንህብን ኢና ።
ብ ቑጽሪ ቴለፎን ክትሓቱና ትኽእሉ ኢኹም 03 80 66 28 88
* ዲጆን Dijon
ኣድራሻና 4 Rue Paul CABET ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ 9h ክሳብ 12h ናይ ምሸት ካብ 14h ክሳብ 17.
- ኣብ Auxonne
ኣድራሻና France Services - 2 rue de la Paix - 1ይ ፈለማ ሰኑይ ናይ እቲ ወርሒ 13h30 à 16h30
- Beaune ኣብ
ኣድራሻና Maison des Associations - Rue Poterne - ቀዳማይን 3ይ ዓርቢ ነፍሲ ወርሒ 13h30 ክሳብ 16ናይ ምሸት
* ኣብ Chatillon sur Seine
ኣድራሻና Centre Socio-Culturel - 11 Rue Albert Camus - 4ይ ሰሉስ ናይ ነፍሲ ወርሒ 13h30 ክሳብ 16h00
* ኣብ Chenôve
ኣድራሻ Maison du Droit et de la Justice - 8 rue des clématites -ቀዳማይ ሓሙስ ናይ ወርሒ (9h00 ክሳብ 11h45)
ምፍላጥ ዘገድስ!
ናብ ቤት ሒ ወይ ሕጊ ፣ በዚ ኣድራሻ እዚ ክትድውሉ ይግባእ 03 80 51 78 30.
* ኣብ Is-sur-Tille
ኣድራሻና (locaux de la COVATI) - 4 allée Jean Moulin - 4ይ 14h00 ክሳብ 16h30)
*ኣብ Montbard
ኣድራሻና Centre Communal d'Action Sociale -3 Passage Anatole France -ካልኣይ ሓሙስ ናይ ነፍሲወከፍ ወርሒ ሰዓት (14h00 ክሳብ16h00)
* ኣብ Quetigny
ኣድራሻና Centre communal d'Action Sociale Romain Rolland - 3 passage Anatole France - 2ይ ሓሙስ ወይ 14hክሳብ 16h30
* ኣብ Saulieu
ኣድራሻና Centre social - 5 Rue tour des fossesኣብ ነፍስወከፍ 3ይ ሓሙስ ናይ ነፍሲወከፍ ወርሒde chaque mois ሰዓታት 14 ክሳብ17