ቋንቋ ፈረንሳ ምጽናዕ፣
ምስ ኣብ ምስ ሜዞን ዱ ባ ቤልቪል ዝተባህለ ናይ መሰልትጠኒ ማእከል"Les ateliers de la Maison du Bas Belleville"፣

ቋንቋ ፈረንሳ ምጽናዕ፣

ምስ 
ኣብ ምስ ሜዞን ዱ ባ ቤልቪል ዝተባህለ ናይ መሰልትጠኒ ማእከል"Les ateliers de la Maison du Bas Belleville"፣

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ 29 oct. 2021

እንታይ ኢዩ?

ኣብዚ (4ክሳብ 6 ሰዓታት ኣብ ሰሙን ) ዝወስድ ፣ ኣብ ምርድዳእ ቋንቋ ፈረንሳ ንምሕጋዝ ዝዓለም መደብ እዚ፣ ተሳተፍቲ A1.1, A1 ወይ A2 ደረጃታት ይወስዱ።

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ኣብ 8 ኣዋርሕ፣

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
መኽፈሊ
15
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

75 - Paris

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ኣብ 8 ኣዋርሕ፣

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
መኽፈሊ
15
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

75 - Paris

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

መሰረታዊ ኣፍልጦ ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ንኽህልወኩም፣

ናትና መደብ ትምህርቲ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ፣ መሰረታዊ ኣፍልጦ ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ንኽህልወኩም ፣ ምስ ካልእ ሰብ ንኽትረዳዳኡ ምእንቲ ክትክእሉ፣ ፈተናታት ናይ DILF (A1.1)ወይ DELF (A1 ወይ ውን A2 ብዓወት ንኽትሓልፉ ይሕግዝ።

ምፍላጥ ማሕበረሰብ ፈረንሳይ፣

ናይ ትምህርቲ መደባትና፣ ማሕበረሰብ ፈረንሳ ንኽትፈልጡ ኣብ ምሕጋዝ ጥራይ ዘይኮነስ፣ መሰላትኩም ኣብ ፈረንሳ ንምፍላጥ እውን ይሕግዝ እዩ።

ምስታፍ ኣብ ባህላዊ መደባት፣

ጎኒ ጎኒ ምስታፍ ኣብ ኣፍልጦ ቋንቋን፣ መሰላትኩም ኣብ ፈረንሳን፣ ብተወሳኺ እውን ኣብ ዝተፈላለየ ስነጥበባዊን ባህላዊን መዳባት ከም እትሳተፉ እውን ይገብር።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ተመዝገቡ!

ናብ ኣኖሽካ ኮሙሽያን "Anouchka COMUSHIAN" ኢልኩም በዚ ናይ መርበብ ሓበሬታ መልእኽቲ መቐበልን መጽሓፍን ኣድራሻና ማለት ኢመይል ተጠቒምኩም መልኽቲ ጸሓፉልና: linguistique.belleville@groupe-sos.org

  • ቁጽሪ ስልክና ወይ ቴለፎንና እውን እነሆ : 06 42 59 45 17
ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
6 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
MBB

Centre social et culturel Maison du Bas Belleville