ምስ ወጻእተኛታት ንምልላይ
ምስ ምስ Activité BLABLA

ምስ ወጻእተኛታት ንምልላይ

ምስ 
ምስ Activité BLABLA

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ 16 févr. 2022

እንታይ ኢዩ?

ቆጸራ ኣብ ሰሙን , ኩልግዜ ረቡዕ ድሕሪ ቐትሪ:

- ሰባት ንምቁጻር

- ብዛዕባ ናይ ውልቂ መደባትኩም ንምዕላላ

- ባህግታትኩም ንምክፋል

-ኣብ ዝተፈላለየ መደባት ንምስታፍ

- ኣብ ዕላላን ልዝባትን ንምስታፍ ወዘተ

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

69 - Rhône

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

69 - Rhône

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ምስ ሓደስቲ ሰባት ንምልላይ

ምስ ተቐማጦ እቲ ኸባቢን ገዛውቲን ንምፍላጥ

ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ምዕባሌ ንምርኣይ

ናይ ቋንቋ ምዕባሌአኹም ግስጋዜ ንምርኣይ

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ርከቡና

ብ ኢመይልcontactlyon@singa.fr

ብ ብ ቖጸራ ወትሩ ረቡዕ ካብ ሰዓታ 16h30 ክሳብ 18h30

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
2 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
SINGA Lyon

SINGA Lyon