Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ሓገዝ ንመንበሪ ገዛ ንምርካብ ንኽትክእሉ መታን ተሰነዩ

ምስ ምስ Avec Association REVIVRE

ኣዳላዊ ASSOCIATION REVIVRE Caen ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ኣዚ La plateforme FAIR ሓደ መምሃሪ ሓበሬታን ማእከል ናይ ፣ ቁዕባ መሰሎም ዝተሓለወ ሰባት (BPI) ኣብ Caen. ኣገልግሎት ዝህብ ማሕበር እዩ።

ኣዝዩ ዘገድስ ሓበሬታ እቲ ጉጅለ ብሓደ ኣተሓባባሪ፣ ክልተ ማሕበራዊ ሰራሕተኛታት፣ ሓደ ተቐባሊ ኣጋይሽን 40 ወለንተኛታትን ዝቖመ እዩ።

ኣገልግሎታቱ ድማ :

- እቲ la domiciliation ፣ ዝፍለጥ ናይ ምምሕዳር መስርሕ ፣ ዑቕባ ዘለዎም ሰባትን BPI ግን ከኣ ደቂ ዘይብሎም ፣ ኣገልግሎት ምሃብ

- ናይ እንተርኔት ምጥቃም ምፍቃድ

- ናይ ማሕበራዊ ኣኣገልግሎት ንተኻፈልቲ RSA ኣገልግሎት ምሃብ ዝዓለመ እዩ

- ሓደ ጠባቓ እንተኣድልይዎም ምሕጋዝ

- ናይ ስነ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ምስታፍ

- ባህላዊን ስፖርታዊን መደባት ምሕያል ...ወዘተ

ንምንታይከ የዘገድስ?

La domiciliation ዝበሃል መሰል፣ ን ናይ ሃባራዊ ኣገልግሎት መሰል (ናይ ምርካብ ናይ ልደት ምስክር ወረቐት፣መሰል ናይ ሲቪል፣ ናይ ጠበቃ መሰል ፣ ማሕበራዊ ውሕስነትን ኣሱራንስ ምርግጋጽ፣ ምኽፋትን ምጥቃምን ናይ ባክ ሕሳብ ምውሓስ…). ኣዚ ኣገልግሎት እዚ ነጻን ኮይኑ ን ሓደ ዓመት ዝጸንሕ እዩ።

እንተደኣ domiciliationክህልወኩም ደሊኹም

- ናይ ዑቕባ መሰል ክህልወኩም ኣብለዎ (ስደተኛታ ፣ ወይ ወይ ካልእ ዓይነት ዑቕባ)

- ን ደብዳቤኹም እትቕበልሉ ፣ ሓደ ቀዋሚ ኣድራሻ ዘይብልኩም ልትኮኑ ይግባእ

- ልዕሊ 25ዓመታት ክትኮኑ ኣለኩም

- ቆልዑ እውን ክህልውኹም የብሎምን

ከኣሉ ሰለስተ ናይ ማሓበራዊ ህትወት ሰራሕተኛታት ዝወሃብ ኣገልግሎት ንምኽሳብ

እቶም ን ወለንተኛታትና ዝወሃቡ ስልተናታት ድማ፣ ኣብ ኩሉ ሰሙን ፣ ከከም ናይ ፈረንሳ ኣፍልጦኹም፣ማለት (ካብ A1 ክሳብ B1). ንህብ

La plateforme FAIR ዝበሃል ውዳቤና ብ ሞያውንያንን ወለንትኛታት ፈረንሳዉያንን ስደተኛታትን ዘራኽብ እውን እዩ።

ብዛላ ኣብ ንጥፈታትና ናይ ኢድ ሰንዓ ንጥፈታ ኢደ ስርሓት ፣ ክትሳተፉ ን ሙዝየንም ክትበጽሑን ፣ ኣብ ትያርትርን ካልእ ንጥፈታት ክትሳተፉ ትካሉ ኢኹም

ከመይ ንገብሮ?

ምፍላጥ ዘገድስ!
ኣብዚ ናይ ፈይስቡክ ፐጅና ፈለው ምግባርና ኣይትሕመቑ page Facebook !

Lieu d'accueil

3 Imp. Pascal, 14000 Caen, France

02 31 86 95 91

fair@revivre-asso.org

Chargement de la carte...

Liens utiles