መሰረታዊ ብቕዓት ምጥራይ፣
ምስ ሌክስዮ (Lectio)፣

መሰረታዊ ብቕዓት ምጥራይ፣

ምስ 
ሌክስዮ (Lectio)፣

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ 19 oct. 2021

እንታይ ኢዩ?

እዚ መደብ እዚ፣ ዝተፈለላየ ዓውዲ ብቕዓትኩም ንምድልዳል ክሕግዘኩም እዩ።

  • ምዕባለን ኣድማዕነትን ኣገዳስነትን ትምህርቲ
  • ኣብ ስነ ሕሳብ ወይ ማተማቲክስ
  • ኣብ ሃገራዊ ትምህርቲ፣
  • ምዕባለን ኣድማዕነትን ኣገዳስነትን ትምህርቲ፣

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 16 ዕድመ
ግዜ

ን 300 ሰዓታት

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

81 - Tarn

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 16 ዕድመ
ግዜ

ን 300 ሰዓታት

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

81 - Tarn

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ርእስኻ ምኽኣል፣

  • ኣብ መዓልታዊ ሂወትካ ንዘጋጥሙኻ ኣዝዮም ቀለልቲ ዝመስሉ ሽግራት ብዘይ ናይ ማንም ሰብ ሓገዝ ርእስኻ ክኢልካ ምብድሆም፣

ብሞያኻ እትነጥፈሉ መጻኢ መደባትካ ምድልዳል ጽኑዕ መሰረት ምንባር፣

  • ምምዝጋብ ኣብ ምርካብ ስራሕን ስልጠናን፣
  • ስራሕካ ብግቡእ ውሑስ ምግባር፣

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

እትረኽቡና መንገድታት፣

ንምድላይ ስራሕ ብመገዲ ፖሎምፕልዋ ቤት ጽሕፈት ደለይቲ ስራሕ(Pôl Emploi) ወይ እውን ብውልቂ፣

  • ናይ መርበብ ሓበሬታ መልእክቲ መቐበሊ ኣድራሻና ማለት ኢመይልና፣ irfa.81@irfasud.fr
  • ቁጽሪ ስልክና ማለት ቴሌፎንና፣ 05 63 38 93 08 ተወከሱ
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
5 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

IRFA SUD