ምስ Secours Catholique Bourgogne - ምስታፍ ኣብ ሓደ መዘናግዒ ማእከል - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምስታፍ ኣብ ሓደ መዘናግዒ ማእከል

ምስ ምስ Secours Catholique Bourgogne

ኣዳላዊ SECOURS CATHOLIQUE délégation Bourgogne ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ንዑ ደስ ዝብል ውዕዉዕ ናይምዝንጋዕ እዋን ኣብ ምስራሕ ኢደ ጥበባብት ምስታፍ ተሓወሱና (ብእችነቶ ፣ ደኮረሽን፣ ሰንዓን ወይ ምግጥጥምን )

ነዚ ንምግባር ፣ ማያዊ ምኳን ኣየድሊን። ተበግሶ ጥራይ እኹል እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኩሉ ኣድላዪ ዝኾነ ነገራት ፣ ኣብ ቦታ ናይ እቲ ምዝንጋዕ ቅሩብ እዩ!

.

ንመዓልታዊ ሃልኪ ዘገልግሉ ነገራት ክትሰርሑ፣ ትኽእሉ ኢኹም፣ኣብኡ ውን ምስ ብዙሓት ሰባት ናይ ምርኻብ ዕድል ከም ዝህሉ ኣብ ግምት ምእታው።

ናይ ምዝንጋዕ ንጥፈታ ንምርካብ ክትሳተፍ ትኽእል ኢኹም፣ ከም ተወሳኺ ከኣ ከኣ ናይ ገዛእ ርእስኻ ክእለት ተጠቒምካ ንኣባላት እዘን ጉጅለታት ከተቕርቦ ትኽእሉ ኢኹም።

ከመይ ንገብሮ?

በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኣድራሻታትና።

ምፍላጡ ዘገድስ!
ብሰንኪ እዚ ዘሎ ጥዕናዊ ቅልውላው ጥዕና ገለ ጉጅለታት ንጡፋት ስለየዘለዋ፡ ቅድሚ ናብኡ ምኻድኩም ንዝያዳ ጥንቃቐ ንምግባር ክትረኽቡና ኣይትረስዑ።
Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 16 Rue Gassendi, 21700 Nuits-Saint-Georges, France
  • 03 80 62 36 98
Chargement de la carte...

Liens utiles