ምርካብ ደገፍ ንስራሕ ኣብ ምርካብ ዝግበር መስርሕ
ምስ ምስ Avec Secours Catholique de Dijon
ኣዳላዊ SECOURS CATHOLIQUE délégation Bourgogne ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansብግሊ ስራሕ ኣብ ምርካብ ዝግበር ሓገዝ ወይ ምስናይ ተጠቀምቲ ክትኮኑ ትኽእሉ ኢኹም፣
- ምኽሪ ምሃብ
- ኣብ ምጽሓፍ ተመኩሮታትኩምን ልምድታትኩምን ሲቪ (CV)፣
ከምኡ እውን (lettres de motivation)፣ - ኣብ እቲ ስራሕ ኣብ ምድላይ ሃሰስ ዝባሃለሉ መርበባት ኣብ ምፍታሽ፣
- ናብቲ ስራሕ ቅድሚ ምእታውኩም ንዝግበር ቃለ መሕትት ግቡእ ምድላው ምግባር፣
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
9ter Boulevard Voltaire, 21000 Dijon, France
03 80 68 09 68
equipelocale.dijon@secours-catholique.org
Chargement de la carte...