ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ Centre de Lutte Anti Tuberculeuse
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ዋጋ
ኣበይ ?
ንሕማም ዓባይ-ሰዓል መርመራ ንምግባር
እንታዩ’ዩ ?
መርመራ ዓባይ-ሰዓል ከከም፣ ዕድመ ናይቲ ሰብን ብኽልተ መንገዲ ይካየድ፤
- ብራጂ ናይ ሳንቡእ፣
- ብኢንትራ ደርሞ ሪኣክሽን (IDR): ኣብ ቅልጽም ብነርስ ዝፍጸም መርፍእ። ውጻኢት መርመራ ብቐጥታ ምላሽ ኣይክህብን እዩ። ውጽኢት መርመራ ድሕሪ መርፍእ ካብ 48 ሰዓት ክሳብ 72 ሰዓት እዩ ዝርከብ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ነዚ መርመራ ናይ ዓባይ-ሰዓል ወይ ቲቢ ግዴታ ኣይኮነን።
ብሕክምናዊ ምስጢር ፣ ንዝምልከቶም ጥራይ ዝተዓቐበ እዩ
ሕማም ዓባይ-ሰዓል ከቢድን ተላባዒን ሕማም እዩ ። ነዚ መርመራ ድማ ንዝርገሐኣኡ ንምንካይን፣ ምስ ንሕሙማን ቅልጡፍ ሕክምና ንምርካብን ዝዓለመ እዩ።
ከመይ ንገብሮ?
ብቑጽሪ ስልኪ 03.80.28.14.62 ብምድዋል ቆጸራ ክትሕዙ ትኽእሉ ኢኹም።
ኣብ ዲጆን Dijon ዝመደበሩ ጉጅለ ኣካየድቲ መርመራ ቴሌፎን ኣብ፤
- ኣብ ሰሙኽ እንጽዋስ Semur en Auxois: ኣብ ወርሒ 2 ረቡዕ ንግሆ
- ሻቲሎ ን ሱር ሴን፡- Chatillon sur Seine ኣብ ወርሒ 2 ረቡዕ ድሕሪ ቀትሪ
- ቢዮን- Beaune፡ -ኣብ ወርሒ 1 ዓርቢ ንግሆ
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ