ደልፍ (DELF) ዝበሃል ፈተና ምፍታን
ምስ ቤት ትምህርቲ ሞያታት (Ecole des Métiers)፣

ደልፍ (DELF) ዝበሃል ፈተና ምፍታን

ምስ 
ቤት ትምህርቲ ሞያታት (Ecole des Métiers)፣

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ 22 août 2022

እንታይ ኢዩ?

ደልፍ (DELF) መለክዒ ብቕዓት ደረጃኻ ዘረጋግጽ፣ ብሚኒስትሪ ትምህርቲ ሃገረ ፈረንሳ ሕጋውን ወግዓውን ልዑል ተቐባልነትን ኣፍልጦን ክብርን ዝተዋህቦ፣ ቤት ትምህርቲ ሞያታት (Ecole des Métiers) ዝበሃል መሰልጠኒ ማእከልና፣ ካብ 3ደረጃታት ትምህርቲ ማለት ኣ ሓደ፥ ኣ ክልተን፥ በ ሓደን (A1 A2 B1) ይፍለጥ።


ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ካብ 16 ናብ 56 ዕድመ
ግዜ

ሓደ መዓልቲ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
መኽፈሊ
100
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

21 - Côte-d'Or

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ካብ 16 ናብ 56 ዕድመ
ግዜ

ሓደ መዓልቲ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
መኽፈሊ
100
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

21 - Côte-d'Or

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ወግዓዊ ዲፕሎም ወንኑ፣

(DELF B1) ዝበሃል ደረጃን ብቕዓትን ዘረጋግጽ ምስክር ወረቐት ወይ ዲፕሎም ንዝወነኑ ሰባት ናይ ሃገረ ፈረንሳ ዜጋ ናይ ምዃን መሰሎም ዝተሓለወ ምዃኑን ወይ ድማ ብኻልእ ኣዘራርባ፥ ዜግነት ሃገረ ፈረንሳ ወሲዶም ፈረንሳውያን ክኾኑ ይኽእሉ እዮም።

ነቲ ናታትኩም ስራሕን፥ ሞያን፥ ተመኩሮን፥ዝበለ መንገዲ ብምስፋር ክብሪ ሃብዎ ወይ ጸብለል ኢሉ ከምዝረኤን ከምዘንጸባርቕን ግበርዎ።

ብመሰረት እቲ ሕሉፍ ደረጃ ብቕዓትኩም ተራእዩ፣ እዚ ደልፍ (DELF) ዝተባህለ ምስክር ወረቐት፥ ዝሰማማዓኩምን ነቲ ናታትኩም ናይ ስራሕ ልምድን ተመኩሮን ኣብቲ ሰቨ (CV) ዝበሃል ናይ ግልኹም ናይ ስራሕ መግለጺ ሰነድ ወይ ወረቐት ብኽብሪ ብምስራዕን ብምዝርዛርን፣

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ክትምዝገቡ ምስእትደልዩ፣ ብቁጽሪ ጽልክና ደዊልኩም ተወከሱና፣

ልክና 03.45.34.62.00 ብምድዋል ጥራይ ክትምዝገቡ ትኽእሉ ኢኹም።

መዝገባ ኣብ ወርሒ መስከረም (2021) ስልጠና ኣኣብ ወርሒ ሕዳር 2022 ምዃኑ ክንሕብረኩም ንፈቱ።

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
2 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
14እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Responsable

EDM
Ecole des Métiers Dijon Métropole

Partenaires

Responsable

EDM

Ecole des Métiers Dijon Métropole

Partenaires