ውልቃዊ ሞያዊ መደብ ንምህናጽ
ምስ ሉ ክናም Le Cnam

ውልቃዊ ሞያዊ መደብ ንምህናጽ

ምስ 
ሉ ክናም Le Cnam

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ 22 mars 2022

እንታይ ኢዩ?

ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ኣብ ላዕለዋይ ደረጃ ምስልጣን ናይ ትምህርት መደብና ብምቅራብ ፣

ብምትሕብባር ምስ ሉ ክናም መደብ ብምግባር ኣብ መደብኩም ንምምዕባል ሓገዝ ነብርክት::  

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ካብ 18 ናብ 56 ዕድመ
ግዜ

ሓንቲ ንግሆ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ጠለብ ምቕራብ ናይ መርጋገጺ
Diplôme
ኣገዳሲ

ብቆጸራ ጥራሕ

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ካብ 18 ናብ 56 ዕድመ
ግዜ

ሓንቲ ንግሆ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ጠለብ ምቕራብ ናይ መርጋገጺ
Diplôme
ኣገዳሲ

ብቆጸራ ጥራሕ

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ኣብ መደብኩም ንምዕሟቕ

ኣብ ምትእታው ሞያዊ መደብ ብዛዕባ ስልጠና ሓደ ናይ ስምምዕ ነጥቢ ክትገብርሩ ትኽእሉ ::

ንጥፈታት ብዛዕባ ካብ ተምክሮ ምክፋልን ሓሳብ ምቅብባልን ክህልው ኢዮም ::

ምስ ሰብ ሞያታትን ሓቤረታ ናይ ግዝያዊ ስራሕ ምርካብ።

ሓደ ዕድል ምስ ኣማኻርቲ ማሕበር ክናም ናይ ፓሪስ ን ምርኻብ ኣብዚ መደብ

ድጋፍ ናይ ትምህርቲ ንምቅጻል ክንረክብ ንኽእል ፣ ከምኡ`ውን ዝያዳ ብዝበለጸ ንምርዳእ ብዛዕባ ዝለዓለ ኣካዳሚክ ቤት ትምህርቲ ኣብ ሃገረ ፈረንሳ ::

ናይ ሓባር ንጥፈታት ኣብ ወርሒ ሓንቲ ግዜ ጥራሕ ብቆጸራ ይግበሩ ፣

ኣብዚ ቦታ ናይ ክናም ብጠለብ ብውልቃዊ\ት ቃል መሕትት ወይ ዝርርብ ክንገብር ንኽእል ::

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ምኦክናም ርኸቡና

par_jemontemonprojet@lecnam.net

ንምምዝጋብ ኣብ ናይ ሓፈሻዊ ንጥፈታት 

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
5 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Responsable

Le Cnam
Conservatoire national des arts et métiers

Partenaires

Responsable

Le Cnam

Conservatoire national des arts et métiers

Partenaires