ምርካብ ኣድራሻ ናይ መንበሪ ኮድ ፖስታል

እንተድደኣ ርጉጽ መንበሪ ገዛ ኣድራሻ ዘይብልኩም ኮይኑ ፣ ንመቀበሊ ደብዳቤ ኣድራሻ እንተ ደሊኹም ናብ ቤት ጽሕፈት ናይ ምምሕዳር ዘሎ ብምኻድ ተቀምቲ ናይ’ቲ ከባቢ ምኽንኩም ዝኾነ ዓይነት ወረቐት ናይ ስራሕኩም ወይ ቤት ትምህርቲ ናይ ደቅኹም ወይ መድሃኒት ትውሰዱወይ ሕክምና ትከታተሉ ካልእን እንተ ኮንኩምእዚ ወረቐት ሒዝክምክትከ ትኽእሉ..
ኣገልግሎት ተሓጋገዝቲ CCAS ናይ ፣ሰ ሲ ኣ ኤስ ፣ ጨንፈር ናይ ምምሕዳር ፣ ንደብዳቤኹም መቀብሊኣድራሻ ዝኸውን ሓደ ፍታሕ ክቕርብልኩም ኢዮም፣ ሓንቲ attestation de domiciliation.ምስክር ወረቐት ኣድራሻ ጽሑፍ ዘለዋ ክህብኹም ኢዮም ፤፣ በዚ ምስክር ወረቐት ኣብ ዝኾነ ጉዳይ ቤት ጽሕፈታት ኣብ ምስላጥን ምስ ትሕተቱ ነዛ ወረቐት ክትጥቀሙ ትኽእሉ;;
ከም’ውን ብተዛማዲ ኣብ ማሕበራት ናይ ኣሲሶሽን ብምኻድ መቀብሊ ኣድራሻ ናይ ደብዳቤ ከቅርብልኩም ይኽእሉ:
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ















