Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Médiation Numérique

Le Toit du Monde
ኣዳላዊLe Toit du Monde

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲሓተትቲ ዑቕባ, ስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ዜጋታት ፈረንሳ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1, A2, B1

ዋጋ

ብነጻ

ኣበይ ?

ምስታፍ ኣብ ዲጂታላዊ ዓውደ መጽናዕትታት

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 11 jours

እንታዩ’ዩ ?

እዚ መደብ ንሓፈሻዊ ህዝቢ ምስ ተመዝገበ ኮምፒተር ንምርካብን ኣገባባት ብናጻ ንምፍጻምን ክፉታት ዝኾኑ ዲጂታላዊ ዓውደ መጽናዕትታት እዮም።

ነፍሲ ወከፍ ካብቶም 4 ዓውደ መጽናዕትታት ዝተፈላለየ ቴማ የቕርቡ፤

  • ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ዓውደ መጽናዕቲ
  • ዲጂታል ኣጠቓቕማ ዓውደ መጽናዕቲ
  • ናይ ጽርግያ ኮድ ንምሕላፍ ምዝዋር መኪና ወርክሾፕ ከምኡውን
  • ብዛዕባ “ምክትታል ትምህርቲ ህጻናት” ዝብል ዓውደ መጽናዕቲ ዝኣመሰሉ እዮም ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዚ ኣብ ኢንተርነት ምምሕዳራዊ ኣገባባት ንምፍጻም ኮምፒተር ወይ ስማርትፎን ምጥቃም (ኣገባባት ኣብ CPAM ወይ CAF፡ ሕክምናዊ ቆጸራ ምውሳድ ወዘተ) ክሕግዘኩም እዩ

ኣብ መዝገበ-ቓላትካን ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳኻን ንምስራሕ ኣብ ኮምፒተር ናይ ኦንላይን ልምምድ ክትገብሩ ምኻኣል።

ምእንቲ ኮድ ጽርግያ ካብ ኮምፒተር ምምሃርን ምግጣምን ትኽእሉ።

ምእንቲ ምስ መምህራን ንምርድዳን፡ ምቁራጽ ስራሕ ምሕባር፡ ውጽኢት ናይ ደቅኹም ኣብ ትምህርቲ ክትክእሉ

ከመይ ንገብሮ?

ኣብ ላዕሊ ገጽ

9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
xavidumxavidumምምሕዳር
tdmtdmኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
gitorogitoroተርጓሚ/ሚት
nour alhoudanour alhoudaተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት