Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Valoriser son image professionnelle

Aksis Lorraine
ኣዳላዊAksis Lorraine

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲዜጋታት ፈረንሳ, ሓተትቲ ዑቕባ, ስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 2 ስሰሙን
ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 7 ሰዓት ኣብ መዓልቲ
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ረቡዕ, ሓሙስ, ዓርብ

ኩነታት

ኣብ ፖለምፕልዋ ተመዝገቡ

ንምዕዋት ንናይ ስራሕ ቃለ መሕትት

ኣቐድዲሙ ዝነበረ 13 днів тому

እንታዩ’ዩ ?

ምእንቲ “ሞያዊ ምስልኻ ኣዕብዮ » ብፈረንሳ ትራቫይል (ናይ ቀደም Pôle emploi) ንዝኾነ ደላዪ ስራሕ ክፉት ዝኾነን ብናጻ መሓውር ዝፍጸምን ስጉምቲ እዩ።

ዓላማታት :

  • ክእለትካ ንምስትብሃል
  • ትጽቢታት ሓደ መልመልቲ ምርዳእ
  • ኣብ እዋን ቃለ መሕትት ቅኑዕ ኣተሓሳስባ ይሃልኻ።
`ፍላጡ ዘገድስ
ንነብስኻ ብዝበለጸ ንምፍላጥን ዓቕምኻ ንምምዕባልን ኣብ ሓልዮት ዝመልኦ ሃዋህው ብጉጅለ ትሰርሕ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምእንቲ ናይ ቃለ መሕትት ሜላታት ክትመልኽን ኣብ ቅድሚ ሓደ መልመልቲ ምቹእ ክትከውን ከመይ ጌርካ ከም እትዳሎን ክትፈልጡ ኢኹም ።

ብሳላ ናይ ጉጅለ ስራሕ፡ ሞያዊ ባህርያትካ ተማዕብል።

ዕላማና ተመኩሮኻ ከተስፋሕፍሕን ብፍላይ ድማ ምስቲ ዝድለ ሞያ ብዝተኣሳሰር ክእለትካ (“ሞያዊ ፍልጠት”) ከተጉልሕን ትኽእል።

ከመይ ንገብሮ?

እዚ ንምግባር ምስ ኣማኻሪ ፈረንሳ ትራቫይልኩም ርክብ ብምግባር ካብዚ ስርዓት ተጠቀምቲ ክኾኑ ክትሓቱ ትኽእሉ ኢኹም።

ምፍላጡ ዘገድስ
ምዝገባ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ፈረንሳ ትራቫይል ብኢንተርነት ’ ውን ይግበር ።
ናብ ውልቃዊ ቦታኻ ኬድካ ናብቲ “ኣገልግሎተይ ኣላ ካርት” ዝብል ክፍሊ ኪድ።

ንሲስተም ዝኸውን ርክብ ብኢመይል ፡ thomas.paris@aksis.fr

ኣብ ላዕሊ ገጽ
ብ ሊንክ ወይ ፈለግ ሼር ግበሩዎ

10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
tomaksistomaksisኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
omid1990omid1990ተርጓሚ/ሚት
gitorogitoroተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
nour alhoudanour alhoudaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት