Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Ecole Monique Apple

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲሓተትቲ ዑቕባ, ስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1, A2
ፍሉያት ተሳተፍቲደቐንስትዮ

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 12 ስሰሙን
ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 5 ሰዓት ኣብ መዓልቲ
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ሓሙስ, ዓርብ

ኩነታት

መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው
ናይ CIR ን ናይ OFII ኮርሳት ወዲእኩም እንተኮይንኩም
ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ዛዝሙ

ኣበይ ?

ምርካብ ዕድል ደገፍ ንሞያዊ ዕማማን ንምምሃር ቋንቋ ፈረንሳን ዝጣመረ መደብ ።

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 12 jours

እንታዩ’ዩ ?

እዚ መደብ እዚ ምስ ደረጃኻኹም ዝሰማማዕ ፣ ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕቲ ን ኣብ ተመሳሳሲ ደረጃ ን ዘለዉ ዝወሃብ ትምህርቲ ፈረንሳ ከምኡ እውን ምስ ስራሕ ብዓወት ክትወሃሃዱ ዝሕግዝ እዩ።

ዝወሃብሉ ሰዓታት ኮይኑ 240 ንደቂ ኣንስትዮ ክፉት ዝኾነ መደብ እዩ :

  • ተሳተፍቲ መደብ ንፈለማ እዋን ናብ ፈረንሳ ብ መገዲ ምጥርናፍ ቤተሰብ ዝመጹ፣ ኣህጉራዊ ሓለዋ ተጠቀምቲ ዝኾኑ ፣ ወይ እውን ዝኾነ ወረቐት ዘለዎም
  • CIR (ውዕል ውህደት ሪፓብሊክ) ዝፈረሙ
  • ኣብ ፓሪስ ዝነብሩ ወይ ስድራቤታዊ/ሞያዊ ወይ እውን ርክክብ ዘለዎም
  • መሰረታዊ ኣፍልጦ ናይ ኣፋውን ጽሑፋውን ናይ ቋንቋ ደረጃ ፈረንሳ (ደረጃ A1) ዘለዎም
  • ኣብ ሃገሮም ዲፕሎማ ወይ ኣብ ሃገሮም ሞያዊ ተመኩሮ ዘለዎም ምዃኖም ዘለዎም።

ቅልጣፈ ናይ ትምህርቲ : ኣብ ሰሙን 20 ሰዓታት ኣብ 4 መዓልታት ዝተዘርግሐ: ሰኑይ፣ ሰሉስ፣ ሓሙስን ዓርብን ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 16 ዝጸንሕ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቲ ስልጠና እዚ ብዝተፈላለየ ዲፕሎማን ብቕዓትን ብዘለዎም ሰብ ሞያ ዝወሃብ እዩ፤

  • ኣሰልጣኒ ኣብ FLE (ቋንቋ ፈረንሳ ወጻእተኛታት )
  • ተዋሳስኦን ኮሜዲን
  • ምስ ቤተመዘክር ዝተኣሳሰር ንጥፈታት ምክያድ
  • ሞያውያን ኣማኸርቲ ውህደት ን ስራሕ ምህላው ወዘተ።

ክፍለጥ ዘለዎ !
ፈተና DELF ክትዳሎን ክትወስዱን ትሕእሉ ኢኹም ። ን ኣበት A2 (ብቋንቋ ፈረንሳ ናይ መጽናዕቲ ዲፕሎማ)ንምህላው ዝዓለመ።
  • እዚ መደብ ንሓደ ስነ-ጥበባዊ ስራሕ ብውሑዳት ቃላት ግለጽን ግለጽን
  • ርእሰ-ምትእምማን ንምምላስ ስነ-ጥበብ ተጠቐም።

በዚ መደብ ምስ ካልኦት ደቂ ኣንስትዮ ተዘራሪብካ ስራሕ ወይ ስልጠና ኣብ ምርካብ ዘጋጥም ጸገማት ክትገልጽን ንሓድሕድካ ክትተሓጋገዝን የኽእል ።

ምፍላጡ ዝግባእ!
ናይዚ ስልጠና ተማሃሮ ነበር ናብቲ ቤት ትምህርቲ ተመሊሶም ተመኩሮ ከካፍሉን ምኽሪ ዝወሃቦ እውን እዩ።

ኣብቲ መደብ ምስ ተዋሳእቲ ናይ ትያትር ልምምድ (36 ሰዓታት ስልጠና) ክትገብር ዕድል ኣለኩም፤

  • ናይ ምዝራብ ፈረንሳይካ ኣመሓይሹ
  • ብዝበለጸ ምዝርራብን ብቐሊሉ ምውህሃድን ተማሃሩ።

ከምኡ ውን ዝያዳ ኣብ ዝዓለም ትምህርቲ ኣሎ ፤

  • ሲቪ ምግባርን ናይ ምርምር ምምስሳልን ምግባር፣
  • ተመኩሮኻ ኣዕብዮ
  • ንቃለ መሕትት ተዳለዉ...ወዘተ

ከመይ ንገብሮ?

ነዚ ቅጥዒ ብምምላእ contact@ecolemoniqueapple.com ምርካብና ይከኣል እዩ ።

ኣብ ላዕሊ ገጽ
ብ ሊንክ ወይ ፈለግ ሼር ግበሩዎ
la ville de Paris
la ville de Paris
Parcours linguistique à visée professionnelle
Parcours linguistique à visée professionnelle
La DRIEETS
La DRIEETS
ACINA
ACINA
La Fondation des femmes
La Fondation des femmes
L'Oreal Fonds pour les femmes
L'Oreal Fonds pour les femmes

8 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
emaemaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitorogitoroተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
nour alhoudanour alhoudaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት