Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Programme de soutien aux étudiants en exil

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲሓተትቲ ዑቕባ, ስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳC2, C1, B2

ኩነታት

ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ዛዝሙ

ኣበይ ?

ምርካብ ዲግሪ ኣብ ዩኒቨርሲቲ Paris Dauphine-PSL መጀመርታ ዲግሪ፣ ማስተርስ ወይ ዶክትሬት ንምርካብ ምእንቲ ክትክእሉ።

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un mois

እንታዩ’ዩ ?

እዚ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፓሪስParis Dauphine-PSL ንኣብ ፓሪስ ዝርከቡ ስደት ንዝርከቡ ተመሃሮ ደገፍ መደብ ኣብ ስደት ንዝርከቡ ሰባት ዝዓለመ እዩ መደብ እዩ።

  • ደረጃ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ( ደረጃ B2 ን ልዕሊኡን ክከውን ይግባእ )
  • እዚ ንምግባር እውን እንተወሓደ ናይ ላዕለዋይ ደረጃ (ኣብ ENIC-NARIC ምስክር ወረቐት ደረጃ IV) ክህልወኩም ይግባእ
  • ኣብ ዳውፊን-ፒኤስኤል Dauphine-PSL ( ዝተፈላለዩ ዲግሪ ማለት ናይ ቁጠባ፡ ምሕደራ፡ ሕጊ፡ ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠት፡ ሕሳብን ኮምፒተር ሳይንስን) ኣብ ዝቐርቡ ዓውድታት መጽናዕቲ ተገዳስነት ንዘለዎም ሰብታ ዝጥዕም እዩ።

ኣብዚ መደብ ኩሎም ኣብ ስደት ዘለዉ ሰባት ነዚ መዐቀኒታት ዘማልኡ፡ ዜግነቶም ይኹን ደረጅኦም ብዘየገድስ ከመልክቱ ይኽእሉ እዮም።

እዚ ናት ትምህርቲ መደብ እዚ፣ እዚ ንኹሉ ብፓሪስ ዳውፊን-ፒኤስኤል ዩኒቨርሲቲl'Université Paris Dauphine-PSL ዝወሃብ ናይ ባችለር፣ ማስተርስ ወይ ዶክትሬት ደረጃ ስልጠናታትብዝተመጣጠነ ኣገባብ መመልከቲ ኣቢሎም ከመልክቱ የኽእሎም ። መመልከቲታት ብፍሉይ ኮሚቴ ይምርመር፣ እዚ ድማ ነቶም ሕጹያት ነቲ ዝሓተቶ ስልጠና ኣብ ጽቡቕ ኩነታት ንምክትታል ዘድሊ ቋንቋውን ኣካዳሚያውን ደረጃ ከምዘለዎ የረጋግጽ። ድሕሪ ርእይቶ ኮሚሽንን ምስቲ ሕጹይ ክኸውን ዝኽእል ቃለ መሕትትን፡ እቲ ሓላፊ ስልጠና ብዛዕባ ምእታው ወይ ዘይምቕባል ይውስን።

እቶም ነዚ ዕድል ዝከስብሉ ስደተኛታት ኣብቲ ዩኒቨርስቲ ዝኣትዉ ተምሃሮ (ስደተኛታት ኣብ መንጎ ካልኦት ኣብ ዓመት እንተበዝሐ 30) እዮም ንሳቶም ካብ ኩለመዳያዊ ደገ ማለት ወረቐት ዘለዎም ተጠቀምቲ ክኾኑ እዮም ። ኣብ ከይዲ ምሉእ ትምህርቶም ፣ መምህራን፣ መምህራንን ተምሃሮን ትምህርታዊ ደገፍ ይረኽቡ። ኣብ ምምሕዳራዊ፣ ፋይናንሳዊ፣ ኣባይቲ ወይ ጥዕናዊ ጉዳያት ካብ ምምሕዳራዊን ጥዕናን ሰራሕተኛታት ናይቲ ዩኒቨርሲቲ ሓገዝ ምርካብ ይከኣል እዩ። ኣብ መጀመርታ ዓመት ዝርዝርን ርክብን ብቑዓት ሰባት ዝሓዘ መጽሓፍ ኣድራሻ እውን የቐቡ።

ምፍላጡ ዘገድስ
እቶም ኣብዚ መደብ ቅቡላት ዘይኮኑ ተመሃሮ፣ ብኮሚተ ምቕባል ናብቶም ምስ ፕሮፋይሎም ዝያዳ ዝሰማማዕ ኮርሳት ንክመልክቱ እውን ግበር እዩ። እቲ ኮሚሽን ንተማሃሮ ምኽንያት ምንጻግ መመልከቲኦም ብንጹር ይሕብርን ናብ ፕሮፋይሎም ዝያዳ ዝሰማማዕ ስልጠና ይመርሖም ምኳኑ ክሕብር ይፈቱ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቶም ኣመልከትቲ ቅጥዒ መመልከቲ ክመልኡን ዝተሓተቱ ሰነዳት ናብቲ ኣብቲ ቅጥዒ ዝተጠቕሰ ኢመይል ኣድራሻ ክሰዱን ኣለዎም። በዚ ድማ ሕጹያት ብፍሉይ ኮሚተ ምቕባል መመልከቲኦም ምስተመርመሩ ኣወንታዊ ወይ ኣሉታዊ መልሲ ይረኽቡ። ዝተቐበሉ ሕጹያት ኣብ ምምሕዳራዊ ምዝገባኦም ደገፍ ይግበረሎምን ዝተነጽጉ ሕጹያት ድማ ይምከሩን ድሕሪኡ ናብ ካልእ ስልጠናታት ይቐንዑን።

ዩኒቨርሲቲ L'Université Paris Dauphine-PSL ኣብ ስደት ንዝርከቡ ተማሃሮ ስልጠናንኽረኽቡ የወሃህድ ናይ ዓወት ዕድሎም ናብ ዝበለጸ ደረጃ ንምብጻሕን ይጽዕር። ይኹን እምበር፡ ኮርሳት ንምርዳእ ምስ ዝጽገም ወይ ዝተሓላለኸ ንዋታዊ ኩነታት ምስ ዝህሉ፡ ኣብ ናይ ዩኒቨርሲቲ ዓመት ክትዕወት ኣጸጋሚ ክኸውን ይኽእል እዩ። ነዚ እዩ ድማ እቶም ዝተቐበሉ ተማሃሮ ኣብ ምሉእ ትምህርቶም ብደረጃ ትምህርቲ (ናይ ሓባርን ውልቃውን ምምሃር) ከምኡ’ውን ከከም ድሌቶም ኣብ ምምሕዳራዊ፡ ፋይናንሳዊ፡ ኣባይቲ፡ ጥዕና ወዘተ ኩለመዳያዊ ደገፍ ዝረኽቡ ዘለዎም ።

ምፍላጡ ዘገድስ
ናብ ዩኒቨርሲቲ l'Université Paris Dauphine-PS ፓሪስ ዳውፊን-ፒኤስኤል ምእታው መንበሪ፣ ገንዘባዊ ሓገዝ ወይ መንበሪ ፍቓድ ንምርካብ ዘሎ ተኽእሎ ጭቡጥ ኣይኮነን።

እቲ ዩኒቨርስቲ Paris Dauphine-PSLዩኒቨርሲቲ ፓሪስ ዳውፊን-ፒኤስኤል ኣብ ቅድሚት 50 ቀንዲ ዓለምለኻዊ ደረጃ ዩኒቨርሲቲታት ይርከብ። ብፍሉይ ኣብ ውደባዊ ሳይንስ ዝነጥፍ ኮይኑ፡ ብስነ-ቑጠባ፡ ምሕደራ፡ ሕጊ፡ ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠት፡ ሒሳብን ኮምፒተር ሳይንስን ስልጠና (ባችለር፡ ማስተርስ፡ ዶክትሬት) ዘውህብ ዩኒቨርስቲ እዩ ይህብ።

ምፍላጡ ዘገድስ!
ፓሪስ ዳውፊን-ፒኤስኤል ዩኒቨርሲቲ ኣብ ጥዕና፣ ፈተነ ሳይንስ (ፊዚክስ፣ ኬሚስትሪ፣ ባዮሎጂ፣ ምህንድስና ወዘተ)፣ ስነጥበብ፣ ስነጽሑፍ፣ ቋንቋታት፣ ስፖርት ሳይንስ ወይ ሰብኣዊ ሳይንስ ከም ካብ ታሪኽ ወይ ስነ-ልቦና ዝኣመሰሉ ስልጠናታት ኣይህብን።

ከመይ ንገብሮ?

  1. ፈለማ ነቲ ዝምስጠካ ስልጠና ድለዮ። ነቲ ናይ ስልጠና ዕድልn sur le site de l'Université. ክትውከሱ ትኽእሉ ኢኹም ። ኣብቲ ናይ መመልከቲ ቅጥዒ ኣየናይ ኮርስ ከም እተመልክቱ ክትገልጹ ክትሕተቱ ኢኹም።
  2. ነቲ ካልኣይ ደረጃ ናይ መመልከቲ ቅጥዒ ምልኣዮ፣ ካብዚ cette ርኸቡ
  3. ኣብ መወዳእታ ሰነዳትኩም ናብ exil@dauphine.psl.eu ስደዱ ።

ምፍላጡ ዘገድስ!
ኣብ 2024 ካብ 12 መጋቢት ክሳብ 19 ሚያዝያ ምምልካት ይከኣል ። ኩሉ ቦታታት እንተዘይተመልአ ድሕሪ እዚ ዕለት ክኽፈታ ይኽእላ እየን።

ናብእዚ ኣድራሻ ስደዱልና exil@dauphine.psl.eu ክትጽሕፉ ትኽእሉ ኢኹም ።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
parisdauphinepslparisdauphinepslኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
samisesamiseተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
krikrikrikriተርጓሚ/ሚት
jhonny valderramajhonny valderramaተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
may mahranmay mahranተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
ghannam1ghannam1ተርጓሚ/ሚት
ghannamghannamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት