Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ POEC - Abajad

Abajad
ኣዳላዊAbajad

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA2, B1

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 3 ወርሒ
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ሓሙስ, ዓርብ, ረቡዕ

ኩነታት

ኣብ ፖለምፕልዋ ተመዝገቡ
መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው

ምስልጣን ወይ ምስራሕ ኣብ ጽላት ጽሬት

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un mois

እንታዩ’ዩ ?

ኣብዚ መደብ ምስ ሞያታት ጽሬት ብዝተኣሳሰር ፈረንሳ ንምምሃር ን400 ሰዓታት ዝጸንሕ ሞያዊ ስልጠና (ከባቢ 13 ሰሙን ኸውን ትምህርቲ ) ንምምሃር ዝዓለም እዩ ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ ጽሬት ስራሕ ንምስራሕ ሞያ ተማሃሩ (ምጽራይ መስኮት፣ ሰራሕተኛ መጽረዪ ብማሽኒስት )ዘተኮረ ስልጠና

  • ምእንቲ ንመጻኢ ሞያኻ ዝኸውን ቃላት ፈረንሳ ተማሃር።
  • ንመዓልታዊ ህይወት ዝኸውን መሰረታዊ ፍልጠት/ክእለት ምምዕባል ሓገዝ ንክትረኽቡን።

እቲ ስልጠና ንስራሕ ተግባርን ዘለዎ ክኸውን እንከሎ

  • ን ናይ ስራሕ ዝጠቕሙ ቃላትን ሓረጋትን ምምሃርን .
  • ናይ CV ናይ ተበግሶ ደብዳቤታትን ሲቪን ምጽሓፍ ምኽኣል
  • ንቃለ መሕትት ናይ ስራሕ ምድላው።

ከመይ ንገብሮ?

እምበኣርከስ ዝኾነ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም ርኸቡና !

ማሕበር Association Abajad :

ብቴሌፎን ፡ 06 28 25 81 20

ብኢመይል ፡ hello@abajad.com

ኣብ ላዕሊ ገጽ

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
abajadabajadኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
krikrikrikriተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
mouc91mouc91ተርጓሚ/ሚት
jhonny valderramajhonny valderramaተርጓሚ/ሚት
kiselovakkiselovakተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
may mahranmay mahranተርጓሚ/ሚት
omar kokachomar kokachተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
ghannamghannamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት