ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ ALPHACAN
ኣዳላዊCORAPLIS
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲሃገር ኣልባ ሰባት, ሓተትቲ ዑቕባ, ዜጋታት ፈረንሳ, ስደተኛታት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1, A2, B1, B2, C1, C2
ዋጋ
ብነጻ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ዝርከበሉ መዓልቲረቡዕ
ኣበይ ?
ምርካብ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ Niort ንዋኽት
እንታዩ’ዩ ?
ኣብ Niort ንዋኽት ዝርከብ ቤት ጽሕፈት መቐበሊ ፡ ናይ ዝርርብን ጽሑፋውን ቋንቋ ፈረንሳ ብኸመይ ከም እተመሓይሹ ሓበሬታ ይህብ ፡ በዚ ድማ፤
- ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርስ፡ ናይ ዕላል ዓውደ መጽናዕቲ፡ ስልጠና...ወዘተ ምርካብ
- ብተወሳኺ ንነፍሲ ወከፍ ደረጃ ዝቐርቡ መደባት ንምፍላጥ
- ከምኡውን ንሓደ መዋቕር ንምርኻብን ንምምዝጋብን ዝግበር ደገፍ።
ኣዝዩ ዘገድስ!
እቲ ቤት ጽሕፈት ክፉት እዩ (ኣብ ቦታን ብተሌፎንን) ኩሉ ግዜ ረቡዕ ካብ ሰዓት 14h ክሳብ 17.፣ ብዘይ ቆጸራ።
እቲ ቤት ጽሕፈት ክፉት እዩ (ኣብ ቦታን ብተሌፎንን) ኩሉ ግዜ ረቡዕ ካብ ሰዓት 14h ክሳብ 17.፣ ብዘይ ቆጸራ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ዝልጠና ቋንቋ ፈረንሳ ዝህብ ኮርሳት መሓውራት መለት (ማሕበራት፣ ማእከላት ስልጠና፣ ማሕበረ-ባህላዊ ማእከላት ወዘተ) ንምርካብ ተሓገዙ
- ኣብ ጥቓ ገዛጁም ፡ .
- ክመም ብደረጃኻ (ብኣፋውን ብጽሑፍን)፡
- ኣብ ዝምችኣኩም ግዜ (ክፍልታት ብመዓልቲ፡ ምሸት፡ ኣብ ሰሙን ዕረፍቲ)፡
- ብዝጥዕመኩም ኣገባብ ቅርጺ መለት (ነዊሕ ስልጠና ወይ ናይ 2 ሰዓታት ኮርስ፡ ብግሊ ወይ እውን ጉጅለ ትምህርቲ)።
ምስ ሓደ ትካል ኣብ ርክብን ምምዝጋብን ሓገዝ።
ኣብቲ ፈለማ ቆጸራ ምሳኹም ምኻድ እውን ይከኣል እዩ።
ምእንቲ ፣ቋንቋ ፈረንሳ ምልምማድ ንምቕጻል ንኻልኦት ንጥፈታት እንኮላይ ክትምዝገቡ ትኽእሉ ኢኹም፡ ስፖርት፡ ባህላዊ ምብጻሕ፡ ናይ ጉጅለ ንጥፈታት ወዘተ ዘካተተ እዩ።
በዚ ድማ ካብ ዝተፈላለየ ባህሊ ዝመጹ ሰባት ክትራኸበሉ እትኽእል ዕድል’ዩ።
ከመይ ንገብሮ?
- ደውሉ ብስልኪ፡ 06 30 42 86 63 (ጁሊ) (Julie) ወይ 05 16 64 00 55(CORAPLIS) (ኮራፕሊስ)
- ኣብቲ ቦታና፡ ብዘይ ቆጸራ፡ ረቡዕ ካብ ሰዓት 14 ክሳብ 17h ክሳብ 4 rue Viète, Niort (Clou Bouchet district)።
ምፍላጡ ዘገድስ!
ናብ 1ይ ደርቢ ብሸነኽ ብጸጋም ፣ ኣብ ቀጽሪ CORAPLIS።
ናብ 1ይ ደርቢ ብሸነኽ ብጸጋም ፣ ኣብ ቀጽሪ CORAPLIS።
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ