Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Restaurant social - Relais Charbonnier

Le Toit du Monde
ኣዳላዊLe Toit du Monde

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲሃገር ኣልባ ሰባት, ሓተትቲ ዑቕባ, ዜጋታት ፈረንሳ, ስደተኛታት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1, A2, B1, B2, C1, C2

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 24 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 5 ሰዓት ኣብ መዓልቲ
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ረቡዕ, ሓሙስ, ዓርብ

ኩነታት

መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው
ኣብ ፖለምፕልዋ ተመዝገቡ
ናይ ባንክ ሕሳብ ምህላው

ኣበይ ?

ምኽሻን ኣብ ሓባራዊ ምግብና መግቢ ኣብ Poitiers

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un mois

እንታዩ’ዩ ?

እዚ መደብ ኣብ ጸገም ዝርከቡ ሰባት ናብ ስራሕ ንምምላስ ኣብ ሞያታት መመገቢ ስራሕ ዝድግፍ chantier d'insertion ናይ ምውህሃድ ፕሮጀክት እዩ ።

ዓላማታቱ ድማ :

  • ምርካብ ሞያታት መመገቢ
  • ሞያዊ ፕሮጀክትካ ንምግላጽ ደገፍ ይሃልኻ
  • ከምኡውን ስልጠናን ስራሕ ልምምድን ምግባር።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ኣየናይ ትካል ከመይ ከም ዝሰርሕ ንምፍላጥ፣ ኣብ ፈረንሳ ክኽበር ዘለዎ መሰላትን ሕግታትን ዕዮ ምምሃር ዘጠቓልል እዩ
  • ንነዊሕ ዝኸይ ስራሕ ርኸብ።

ሞያዊ ፕሮጀክትኹም ንምህናጽ ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ።

ከምኡውን ኣብ ሓደ ትካል ስልጠናን ልምምድን ክትገብር ዕድል ኣለካ።

  • ኣገዳሲ ምስ መመገቢ: ሕግታት ጽሬትን ድሕነትን: ቴክኒካዊ ምልክታት ወዘተ ዝተኣሳሰር ፍልጠት ምምባል ከኣሉ።
  • ፍሉይ ቓላት ሓረጋትን (መግቢ፡ መሳርሒታት ወዘተ)
  • ኣብ ፕሮፌሽናል ክሽነ ምኽኣል።

ከመይ ንገብሮ?

እንተደኣ ምስ ኣማኻሪ ፈረንሳ ትራቫይልኩም ርክብ ብምግባር ኣብዚ ናይ ውህደት ፕሮጀክት ክጽንበሩ ክትሓቶም ትኽእሉ ኢኹም። ምዝገባ ኣብዚ ብምጥዋቕ እዩ plateforme de l’inclusion.

ኣብ ላዕሊ ገጽ

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
xavidumxavidumምምሕዳር
tdmtdmኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
may mahranmay mahranተርጓሚ/ሚት
rubadubdubrubadubdubተርጓሚ/ሚት
bybybybyተርጓሚ/ሚት
zoi-tradzoi-tradተርጓሚ/ሚት
gigigigiተርጓሚ/ሚት
aro69aro69ተርጓሚ/ሚት
gitorogitoroተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት