Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ LE PTIT BIS - CSC BEAULIEU 86

Centre de Beaulieu
ኣዳላዊCentre de Beaulieu

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲሃገር ኣልባ ሰባት, ሓተትቲ ዑቕባ, ዜጋታት ፈረንሳ, ስደተኛታት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ
ፍሉያት ተሳተፍቲዓበይቲ, ደቐንስትዮ, ንኡሳት, ቤተሰብን ፣ ቆልዑ ፈረንሳን

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ረቡዕ, ሓሙስ, ዓርብ

ኣበይ ?

ምርካብ ደገፍ ኣብ ምምሕዳራዊ መስርሓት ንምካድ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ місяць тому

እንታዩ’ዩ ?

እዚ ናይ ምስናይ ን ምምሕዳራዊ ኣሰራርሓታትኩም ንምፍጻም ንሓፈሻዊ ኩሉ ሰብ ክፉት ዝኾኑ፣ ን ምምሕዳራዊ መስርሕ ደገፍ ንምርካብ ዘኽእል እዩ ።

እቲ ኣገልግሎት እዚ መዓልታዊ ዝተፈላለየ ኣገልግሎታት ዝህብ እዩ፤

  • ምካብ መሰል
  • ኣብ ስራሕ ምድላይ
  • እንተላይ ሌላ ምስ ዲጂታላዊ መሳርሒታት (ኮምፒተር፣ ስማርትፎን፣ ጣብላ)
  • ከምኡውን ፊደላት ኣብ ምንባብን ምርዳእን ሓግዝ ምርካብ የጠቓልል።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ዝተፈላላዩ ሕቶታት ክትሓቱን ሓገዝ ክትረኽቡን ትኽእሉ ኢኹም። ኣብ መዓልታዊ ምምሕዳራዊ ኣገባባት፡ ሓገዝ መንበሪ ገዛ፡ ኣተኣካኽባ ግብሪ፡ ፍቓድ ምዝዋር መኪና፡ መንነት ወረቐት፡ መንበሪ ወረቐት ወዘተ ክኸውን ይኽእል ።

ኮምፒተር፡ ታብሌት ወይ ስማርትፎን ብከመይ ከም እትጥቀሙን ንምፍላጥ ኣብ ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትታት ምስታፍን ይከኣል።

ኣብ ምድላይ ስራሕ ከምኡንው ምምሕዳራዊ ኣገባባት ንምስልሳል ምእንቲ ክትክእሉ ፣ ንዕኡ ዝተሓዝኣ ኮምፑተራት ኣለዋና ።

ከመይ ንገብሮ?

ደውሉልና ብ 05 49 37 95 68 ወይ 07 82 28 29 05 ።

ወይ ድማ ኣብ ሳይት ንዑ ንራኸቡና፤

Centre social de Beaulieu
Le Ptit Bis
19 place Philippe Le Bel
86000 Poitiers

ኣብ መርበብ ሓበሬታና እውን ክትበጽሑ ትኽእሉ ኢኹም ፡ www.centredebeaulieu.fr

ኣብ ላዕሊ ገጽ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
xavidumxavidumምምሕዳር
utilisateur_672609utilisateur_672609ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
darlapmdarlapmተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
issam boulekissam boulekተርጓሚ/ሚት
bybybybyተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት