Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ La Station LGBTI+

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲሓተትቲ ዑቕባ, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ስደተኛታት
ፍሉያት ተሳተፍቲሰብ ፍሉያት ጾታ

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ዝርከበሉ መዓልቲሰሉስ, ረቡዕ, ሓሙስ, ዓርብ, ቀዳም

ኣበይ ?

ምርኻብ ምስ LGBTI+exilées ኣብ ዝግበር ኣኼባታት ምክፋል

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 mois

እንታዩ’ዩ ?

ኣብ ነፍሲ ወከፍ ቀዳመይቲ ቀዳም ናይ ወርሒ ካብ ሰዓት 14 ክሳብ 16.፡ ኣብ መንጎ ዝተሰደዱ ሰባትን LGBTI+ ወለንተኛታትን ዝካየድ ኣኼባ ንኣብ ዞም ዝስዕቡ ዛዕባታት ምዝታይ

  • ምዝታይን ተመኩሮታት ምክፋልን እዩ።
  • ምስ ሓደስቲ ሰባት ተራኸብ
  • ሕቶታት ንምሕታት።
እቲ መደብ ብክልተ ማለት ብቋንቋ ብቋንቋ ፈረንሳ ብእንግሊዝኛ እዩ ዝወሃብ ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቶም ሰራሕተኛታት፣ ወለንተኛታትን ተጠቀምትን ናይቲ ማሕበር እውን LGBTI+ ሰባት እዮም፣ መንነትካን ኩነታት ስደትን ይርድኡ እዮም።

ብዘይ ፍርዲ ተቐባልነት ይግበረልካ፣ ኣብ ጉጅለ ተቐባልነት ይረክብ።

ድሕሪ እዚ ምስ ወርሓዊ ሓደ ሰባት ክትሪኢ ትኽእል ኢኻ፣ ንሓድሕድካ ብዝበለጸ ክትፋለጥን ብዛዕባ ኩነታትካ ክትዛረብን ሕቶታት ክትሓትትን ርእሰ ተኣማንነት ክስምዓካን እዩ።

ምስ ከማኹም ተመክሮ ሰባት፡ ብዛዕባ ህይወት ስትራስበርግን ፈረንሳን፡ ስደት፡ ምምሕዳራዊ ኣገባባት...ወዘተ ተዛተዩ

ከመይ ንገብሮ?

  • ኣብ ቦታ: 7 Ruedes écrivains 67000 Strasbourg
  • ብኢመይል ፡ contact@lastation-lgbti.eu
  • ብተሌፎን፡ 09 50 51 13 29 (ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓታት)
እቲ ማሕበር ካብ ሰሉስ፣ ረቡዕ፣ ሓሙስ፣ ዓርቢ ካብ ሰዓት 16 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ ሰዓት 20 ድሕሪ ቀትሪ ቀዳም ድማ ካብ ሰዓት 14 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ ሰዓት 19 ድሕሪ ቀትሪ ክፉት እዩ።
ኣብ ላዕሊ ገጽ

10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
claudia mclaudia mምምሕዳር
la station lgbti+la station lgbti+ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
issam boulekissam boulekተርጓሚ/ሚት
darlapmdarlapmተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት