Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ La Maison du FLE

La Maison du FLE
ኣዳላዊLa Maison du FLE

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲሃገር ኣልባ ሰባት, ሓተትቲ ዑቕባ, ስደተኛታት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ

ዋጋ

ብነጻ

ኣበይ ?

ምፍላጥ ደረጃ ብቅዓት ቋንቋ ፈረንሳ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 mois

እንታዩ’ዩ ?

እንተደኣ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ክትፈልጥ እንተድኣ ኣድልዩካ ፈተና

  • ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ውሰዱ
  • ስልጠና ጀምሩ
  • ከምኡውን ስራሕ ንምርካብ ከኣሉ።
ኣገዳሲ
ሓደ በዓል ሞያ ነዚ ፈተና ክሓትት ኣለዎ: ማሕበራዊ ሰራሕተኛኻ: መምህር ፈረንሳ: ኣማኻሪ ካብ ሚሽን ሎካል ወይ ፈረንሳ ትራቫይል ወዘተ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እትወስድዎ ፈተና ንኹሉ ናይ ቃልን ጽሑፋውን ክእለትካ (ንባብ፡ ምጽሓፍ፡ ምርዳእ፡ ምዝርራብን ) ዝዓለመ ብምድግጋም ዝግበር ልምምድ እዩ።

በዚ ድማ ምቹእ ናይ ፈረንሳ ኮርስ ክትመርኡ ይሕግዘኡም።

ኣብ መወዳእታ ዲፕሎማ ምስ ደረጃ ፈረንሳን ዕላማኩም ዝሰማማዕ እንተኾይኑ ብዓወት ናይ ምዝዛም ተኽእሎኻ ክኸውን እዩ።

ምእንቲ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ምፍላጥ ምቹእ ስልጠና ንምርካብን ስራሕ ኣብ ምርካብ ዝሓሸ ደገፍ ክትረክብን የኽእለኩም ።

ከመይ ንገብሮ?

  • ደውሉልና ብስልኪ፡ 03 87 35 22 51
  • ምጹና ኣብ ቤት ጽሕፈት፡ 3 rue du Limousin, 57000 Metz
ምፍላጡ ዘገድስ
ቅድሚ ዝኣገረ መጀመርታ ነቲ ፈተና ክትወስድ ቆጸራ ምሓዝ ።
ብደረጃ ፈረንሳኻ ዘሎ ውጽኢት ብቐጥታ ናብቲ ሓጋዚ ስልተና ንምርካብ የኽእለኩም።
ኣብ ላዕሊ ገጽ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
claudia mclaudia mምምሕዳር
mdf 57mdf 57ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
gitorogitoroተርጓሚ/ሚት
issam boulekissam boulekተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
darcydarcyተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት