Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ L'UDAF de Metz

UDAF 57
ኣዳላዊUDAF 57

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲሃገር ኣልባ ሰባት, ስደተኛታት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ዜጋታት ፈረንሳ

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ረቡዕ, ሓሙስ, ዓርብ

ኩነታት

መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው

ኣበይ ?

ምርካብ ናይ መንበሪ ኣድራሻ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 mois

እንታዩ’ዩ ?

UDAF ናይ ሞሰል Moselle ጶስታኩም ንምቕባል ምምሕዳራዊ ኣድራሻ (domiciliation) ክህልወኩም ዘኽእል ኣገልግሎት እዩ።

ኣገዳሲ
እቲ ናይ ኣድራሻ ወይ ዶመሲልያዮን ንኽህልኩም ግድን ክማልእ ዘለዎ ነገራት፤
-ንጽል በይንኻ ምዃን (ብዘይ ውላድ)
- ተጠቃሚ RSA (ንጡፍ ናይ ምትሕግጋዝ እቶት) ክኸውን
- ኣብ ሜትዝ Metz እትነብሩ ምዃን።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ዋላ ገዛ እንተዘይብልኩም ሕጋዊ (ወግዓዊ) ሰነዳት፡ ምምሕዳራዊ ሓበሬታ፡ ማሕበራዊ ሓገዛት ወዘተ፡ ፖስታ ክትቅበሉ የኽእል ይኽእል ።

እዚ ውን ከም ምኽፋት ባንክ ሕሳብ ዝኣመሰሉ ኣገልግሎታት ክትረክብ የኽእለኩም።

ዝተፈላለየ ምምሕዳራዊ ነገራት ንምስላጥ ከምእኒ ኣብ ዝርዝር ምርጫ ንምምዝጋብ፣ መንነት ወረቐት ንምሕታት ወይ ንምሕዳስ (ንኣብነት: መንበሪ ፍቓድ)፣ መሰል ጥዕናኻ ንምርካብ፣ መንበሪ ገዛ ንምህላው ወዘተናይ ፖስታ ምህላው ኣድራሻ የድሊ።ንሓገዝ ትካላት እውን ጠቓሚ እዩ።

ከምኡውን ንስራሕ ወይ መንበሪ ገዛ፡ ምምሕዳራት (ፈረንሳ ትራቫይል፡ ሲፒኤኤም ወዘተ)ን ኣስራሕትን ንምርካብ ኣድራሻ ሕተቱ።

ከመይ ንገብሮ?

ብስልኪ ቁጽሪ 03 87 75 89 20 ብምድዋል ቆጸራ ክትሕዙ ኣለኩም ።

ምፍላጡ ዘገድስ
ቆጸራ ዝተሓዞ ኣብ ኣኼባታት ኣብ 17 rue du Pré Gondé - 57070 METZ እዩ ይካየድ።
መንበሪ ገዛ ክህልወካ እንተኽኢሉ ንምርግጋጽ ብዛዕባ ኩነታትኩም ዝምልከት ሕቶታት ክቀርበልኩም እዩ።
ኣብ ላዕሊ ገጽ

10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
sp udafsp udafተርጓሚ/ሚት
gitorogitoroተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marwahusseinali@hotmail.commarwahusseinali@hotmail.comተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት