Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Coup de Pouce vers l'emploi

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲሃገር ኣልባ ሰባት, ሓተትቲ ዑቕባ, ዜጋታት ፈረንሳ, ስደተኛታት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA2

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 2 ሰዓት
ቐጻሊ ተሳትፎትኽኽል 3 መዓልቲ ኣብ ሰሙን
ዝርከበሉ መዓልቲሰሉስ, ረቡዕ, ሓሙስ

ኣበይ ?

ንናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ንምግባር ምድላው ግበሩ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 місяці тому

እንታዩ’ዩ ?

ዕልዋ ዓውደ መጽናዕቲ ብነጻን ንዝኾነ ብንጥፈት ስራሕ፡ ስልጠና፡ መደብ ስራሕ-መጽናዕቲ፡ ልምምድ ወዘተ ዝደሊ ሰብ ክፉት እዩ።

ምእንቲ ጽቡቕ ምኽሪ ንምርካብ ፡ ሞያዊ ፕሮጀክት እንተሃልዩን ብዝበለጸ ድማ ድሮ መደብ ተታሒዙሉ ዘሎ ቃለ መሕትት ክህልወኩም ይሓይሽ ።

እቲ ዓውደ መጽናዕቲ ንምስታፍ 4 ደረጃታት ይፍጸ፡ ፤

1) ቕንግዶት : ኣቀራርባ ናይቲ ዓውደ መጽናዕቲ፣ መልሲ ንሕቶታትን ኣብ ዙርያ ሞያዊ ፕሮጀክት ንምዝታይ ።

2) ብኸመይ ኣለባብ : ምምራጽን ምልጋስን ዝምጥን ፕሮፌሽናል ኣከዳድና ።

3) ናይ HR coaching : ምስ በዓል ሞያ ቃለ መሕትት ንወግዓዊ ሕቶታት ቃለ መሕትት ንምድላው።

4)ከምኡውን Photo shoot : CV ፕሮፌሽናል ማሕበራዊ መራኸቢታትን ዝኸውን ፕሮፌሽናል ስእሊ እዩ ክኸውን ።

ምፍላጡ ዘገድስ
ድሕሪ 3 ወርሒ ንኹሎም ንደውል፣ ኣድላዪ እንተኾይኑ ንኻልኣይ ግዜ HR coaching ናይ ምግባር ተኽእሎ ኣሎ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ከከም ኩነታት ናይ እቲ ነፍሲ ወከፍ ሕጹይ፡ ኣብ ኩነታቱ ተመርኲሱ፡ ብሕታዊ ምኽሪ ይረክብ።

ኣብ መዓልቲ ቃለ መአይቕ ናይ ጽቡቕ ኣከዳድና ምእንቲ ክትክደን ዝቐርበልካ ክዳን ንምርካብ ክንሕግዘካ ኢና በዚ ኣይትሰከፉ።

ከምኡውን ወለንታዊ ኣሰልጣኒ ምስሊ ምስ ትጽቢትካን ምስቲ እትደልዮ ሞያን ዝሰማማዕ ክዳን ክትመርጽ ክሕግዘኩም እዩ።

ንሰብ ሞያ ናይ ልምምድ ሕቶታት ክትሓትት ትኽእል ኢኻ፣ ንሳቶም ድማ ክሕግዙኻ ኣብኡ ኣለዉ።

ሓደ ወለንተኛ ንቃለ መሕትት ክትዳሎ ክሕግዘካ እዩ፤

  • ዝያዳ ክትመሓየሽ ዘለካ መዳያትን ፍለጥ፣
  • ዝያዳ ርጉእ ምይይጥ ንኽህልወካ ኣቃውማኻ ኣስተኻኽል።

ከመይ ንገብሮ?

ኣብቲ ዓውደ መጽናዕትታትና ክትምዝገቡ ምስ እትደልዩ፡ ብተሌፎን ወይ ብኢመይል ቆጸራ ክትሕዙ ትኽእሉ ኢኹም ።

ንከተማ መትዝ :Metz :

ንከተማ ፋረበርስቪለር :Farébersviller :

ምሉእ ዝርዝር ርክብና ኣብዚ ታሕቲ ዘሎ ካርታ ርኸብዎ።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
xavidumxavidumምምሕዳር
lcs-farelcs-fareኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
utilisateur_628083utilisateur_628083ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
issam boulekissam boulekተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት