Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Contrat d'engagement jeune (CEJ)

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲሃገር ኣልባ ሰባት, ሓተትቲ ዑቕባ, ዜጋታት ፈረንሳ, ስደተኛታት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ
ፍሉያት ተሳተፍቲንኡሳት

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜኣብ መንጎ 6 ን 18 ዘሎ ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 15 ሰዓት ኣብ ሰሙን
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ረቡዕ, ሓሙስ, ዓርብ

ኩነታት

መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው
ናይ ባንክ ሕሳብ ምህላው

ኣበይ ?

ሞያዊ ፕሮጀክትኹም ደገፍ ንምርካብ ከኣሉ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 місяці тому

እንታዩ’ዩ ?

እዚ ምሉእ ብምሉእ ዝኾነ ኮርስ ካብ 6 ክሳብ 18 ኣዋርሕ ክጸንሕ ዝኽእል ንመንእሰያት ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመትን ትሕቲ 30 ዓመት ዝዕድሚኦም ስንኩላንን እዩ

እዚ ጽዑቕ ደገፍ እዚ ንዝስዕቡ ንምርካብ ፤

  • መዓልታዊ ልምድታት ምፍጻም
  • ሞያዊ ፕሮጀክትኹም ንምህናጽ ክትክእሉ ምእንቲ
  • ከምኡውን ስልጠና ወይ ስራሕ ምርካብ ።

ዕላማ ናይዚ መደብ ብዝተኻእለ መጠን ኣብ መዓልታዊን ሞያዊን ህይወትኩም ናጻ ንምዃን።

ኣብ ትሕቲ ቅድመ ኩነት ኩነት ናይ ወርሓዊ ገንዘባዊ ኣታዊኹም ሓገዝ ምርካብ ይከኣል እውን እዩ።

ምፍላጡ ዘገድስ
ውዕል ምትእስሳር መንእሰያት (CEJ) ውዕል ንምፍራም፡ ክትገብሮ ኣለካ፤
- ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም፣ ወይ ትሕቲ 30 ዓመት ዝዕድሚኦም ከም ስንኩል ሰራሕተኛ (RQTH) ኣፍልጦ ዝረኽቡ ስንክልና ዘለዎም ክኾኑ፣
- ኣብ ስልጠና፡ መጽናዕቲ፡ ወይ ሞያዊ ንጥፈታት ዘይምህላው።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቲ ናይ ከባ፡ኢስዮን ሎካል ሓገዝ ንምርካብ፤

  • ምምሕዳራዊ ኣገባባት (መንበሪ ወረቐት፣ መንነት ወረቐት ወዘተ) ንምፍጻም ምእንቲ ክትክእሉ
  • ናይ ጥዕናን መንበሪን መሰላትካ ክፈት (ሕቶ ማሕበራዊ ኣባይቲ፣ ምስክር ወረቐት ማሕበራዊ ድሕነት ወዘተ ንምርካብ ምእንቲ ክትልእሊ)
ምፍላጡ ዘገድስ
ሰሙናዊ ኣኼባታት ንዅነታትካ ንምግምጋምን ጸገማት እንተ ኣጋጢሙካ ንምሕጋዝን እዩ ዚዳሎ።

ምስ ሰብ ሞያ ከምኡውን ምስ ክእለትካ ንምምዕባልን ዝሰርሑ ኣብ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ክትሳተፍ ዝኽእሉ ኣካላት ክትሰርሑ ይግባእ ንኣብነት፤

  • ስራሕ/ስልጠና ንምርካብ ዓውደ መጽናዕቲ
  • ዓውደ መጽናዕታት ፈረንሳ ንምምሃር
  • ናይ ሒሳብ ዓውደ መጽናዕቲ ምግባር
  • ንቃለ መሕትት ስራሕ ንምድላው ዝዓለመ ዓውደ መጽናዕቲ
  • ዓውደ መጽናዕቲ ዜግነትን መሰል ወጻእተኛታትን ዝምልከት እዩ።
  • ኣብ ሓደ ትካል ምብጻሕን ልምምድን...ምግባርን ወዘተ

እነካይዶም ንጥፈታት (ኣብ ሰሙን ካብ 15 ሰዓታት ክሳብ 20 ሰዓታት) ክትህሉን ኣብ ሰሙናዊ ኣኼባታት ክትሳተፍን ዝኣተኻዮ ቃል ምስ እተኽብሩ፡ ከከም ኩነታትኩም ዝመጣጠን ገንዘባዊ ሓገዝ ክትረክቡ ትኽእሉ ኢሉም ፤

  • ንዓበይቲ ኣብ ወርሒ €528
  • ንትሕቲ ዕድመ ቆልዑ €211.20።

ከመይ ንገብሮ?

  • ብስልኪ : 03 82 82 85 15
  • ብኢመይል : contact.thionville@mlnm.fr
  • ቦታና : ዋና ቤት ጽሕፈት - Mission Locale du Nord Mosellanሚሽን ሎካል ዱ ኖርድ ሞሰላን - ቀጽሪ AFPA, ህንጻ, 12 Rte d'Illange, 57970 Yutz እዩ
ኣብ ላዕሊ ገጽ

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
xavidumxavidumምምሕዳር
léaléaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitorogitoroተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
bissobissoተርጓሚ/ሚት
lili24lili24ተርጓሚ/ሚት
ceceliaceceliaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት