Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Chantier d'insertion ENVIE M.O.

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ዜጋታት ፈረንሳ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA2, B2, C1, C2
ፍሉያት ተሳተፍቲደቐንስትዮ, ንኡሳት, ዓበይቲ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 24 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 7 ሰዓት ኣብ መዓልቲ
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ረቡዕ, ሓሙስ, ዓርብ, ቀዳም

ኩነታት

ናይ ባንክ ሕሳብ ምህላው
ኣብ ፖለምፕልዋ ተመዝገቡ

ኣብ ጽላት ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒታት ገዛ ስራሕ ምርካብ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 місяці тому

እንታዩ’ዩ ?

ትካል ENVIE ኣብ ምትዕርራይ፣ ጽገናን ምጎሓፍ ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒታት ገዛ ዝነጥፍ እዩ።

ንዝተፈላለዩ ሰብ ሞያ ሰባት ንምቑጻር የሰልጥንን፡ ጽገና መሳርሒታት ገዛ፡ መራሒ መብጽሒ፡ ሰራሕተኛ መኽዘን፡ መራሒ መኪና ከበድቲ ኣቑሑት፡ ሸያጢ፡ መፍለዪ መለዋወጢ ኣቑሑት ወዘተ።

ብድሕሪኡ እቶም ፍርያት ኣብ ገርዛት ኣብ ዝርከብ ድኳን (መሕጸቢ ማሽናት፣ ፎርኖ፣ ፍሪጅ፣ ማይክሮዌቭ ፎርኖ ወዘተ) ከም ዝሸጡ ይገብር።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣየናይ ሞያ ዝያዳ ከም እተድምዑ ምፍላጥ ብዝሕግዙኻ ሰብ ሞያ ትድገፍ፣ ኣብ ክእለትካን ተኽእሎታትካን አተመርኮሰ ስልጠና ውሰዱ።

ውህደት ፕሮጀክት ቀዋሚ ስራሕ ክትረክብ፡ ኣካል ናይ ሓደ ትካል ክትከውን፡ ምስ መሳርሕትኻ ክትራኸብ ወዘተ ዝሕግዝ ስልጠናታት ውሰዱ።

ፍሉይ ስልጠና፡ ምኽሪ፡ ሞያዊ ሜላታት ዘለዎ ሞያ ትመሃሩ።
ከከም ዓቕምኻ ኣብ ዝተፈላለየ ጽፍሕታት ምርኩኩስ ብምግባር ስልጠና ክሰቡ።

ከመይ ንገብሮ?

ኣብቲ plateforme de l'inclusion,ናይ Pôle Emploi ኣካውንትካ ተጠቐም ፣ ወይ ድማ ንኣማኻሪኻ፣ ንማሕበራዊ ሰራሕተኛኻ፣ ወይ ንናይሚስዮን ሎካል ንኽመርሓኩም ሕተቱ።
ኣብ ጥቓኹም ዝርከቡ Envie M.Oዝቐርቡ ሓበሬታ ተወከሱ ፡ https://emplois.inclusion.beta.gouv.fr/

ኣብ ላዕሊ ገጽ

10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
claudia mclaudia mምምሕዳር
envie moenvie moተርጓሚ/ሚት
ghannamghannamተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
utilisateur_628083utilisateur_628083ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት