Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Indigo Formation

Indigo Formation
ኣዳላዊIndigo Formation

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA2, B1, B2, C1, C2

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዝተሓተ 1 séance
ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 4 ሰዓት በብትርኢት

ኩነታት

መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው

ኣበይ ?

ምሕላፍ ናይ TCF (ቋንቋ ፍልጠት ፈረንሳ)

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 17 jours

እንታዩ’ዩ ?

ምእንቲ ኣፍልጦኹም ፍልጠት ቋንቋ ፈረንሳ (TCF) ንግምጋም ፈተና ምውሳድን ምድላው ዝህብ መደብ እዩ።


ክፍለጥ ዘለዎ
TCF ናይ ፈረንሳ ደረጃ ወግዓዊ መርትዖ ዝህብ ፈተና እዩ።
ኣብቲ ፕረፈክቸር ዘሎ ውጽኢት TCF ተጠኩም ናይ 10 ዓመት መንበሪ ፍቓድ (A2) ወይ ፈረንሳዊ ዜግነት (B1) ንምምልካት የኽእልኩም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዚ ናይ TCF ኣብ Indigo Formation ኢንዲጎ ፎርመሽን እዚ ዝስዕብ ኩነታት ነጻ እዩ፤

- ኣብ ፈተና OFII ደረጃ A2 ወይ B1 እንተለኩም፣ ከምኡውን ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን (CIR) ክትፈርኩም ምስ እትኾኑ፣ ውዕልኩም 1 ዓመት ዘይመልእ ግዜ ምስ CIR ፌርማ እንተለኩም ።

- ምስ OFII እንተበዝሐ ቅድሚ 6 ወርሒ ኣብ ስልጠና A2 ወይ B1 ትሳተፍ ኣለኻ (ወይ ተሳቲፍቲ) እንተኴይንኩም፣ ወይ እውን ቅድሚ 2 ዓመት ድማ CIR ፈሪምኩም እንተኔርኩም።


ምፍላጡ ዘገድስ
ዋላ ኣብ CIR ዘይፈረምኩም እንተኾንኩም፡ €130 (እቲ ምድላው ክትገብሩ ምስ እትደልዩ ድማ ተወሳኺ +€70) ብምኽፋል TCF ምውሳድ ይከኣል።

ምእንቲ ነቲ ፈተና ንምርዳእን ንዓወት ንምድላውን ዝሕግዝ ናይ 10 ሰዓታት ስልጠና ይወሃበካ።

ከከም ኩነታትካ ዝኽፈል እዩ ግን ግዴታ ኣይኮነን።

እምበኣርTCF ስራሕ ንምርካብ፡ ስልጠና ንምጅማር፡ ናይ 10 ዓመት መንበሪ ፍቓድ ንምምልካት (ተጠቃሚ ንኡስ ሓለዋ እንተኾይንካ) ወይ ድማ ንመመልከቲ ፈረንሳዊ ዜግነት ፋይል ንምድላው የኽእለኩም።

ንዓኻክ ዝምስጥ ክትገብርዎ ዘድሊ ደረጃ እንተዘይብልካ፡ ቅድሚ ዳግማይ ፈተና ምውሳድኩም ስልጠና ፈረንሳ ክትገብርን ደረጃኻ ከተመሓይሽን ምኽሪ ክትረክቡ ትኽእሉ ኢኹም።

ከመይ ንገብሮ?

  1. ፈለማ ኣድራሻና 144 Rue de la Gibauderie, 86000 Poitiers
  2. ኣብ መቐበሊ ኣጋይሽ ቅድመ ምዝገባ ቅጥዒ ወሲድካ ምልእዎ
  3. ከምኡውን ቅዳሕ ናይ መንበሪ ፍቓድኩም ወይ ቅብሊትኩም ።
  4. ብተወሳኺ ቅዳሕ ናይ ሪፓብሊካን ውህደት ውዕልኩም (CIR) ኣይትረስዑ
  5. ሓደ ካብቶም ዝቐረቡ ዕለታት ናይ ምምዳብ ፈተና ውሰዱ።
ኣብ ላዕሊ ገጽ

9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
claudia mclaudia mምምሕዳር
maeva.chartiermaeva.chartierኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitorogitoroተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
nour alhoudanour alhoudaተርጓሚ/ሚት
duviiiikduviiiikተርጓሚ/ሚት