Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Ville de Poitiers

Indigo Formation
ኣዳላዊIndigo Formation

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1, A2, B1

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜኣብ መንጎ 1 ን 12 ዘሎ ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎትኽኽል 7 ሰዓት ኣብ ሰሙን
ዝርከበሉ መዓልቲሰሉስ, ሓሙስ

ኩነታት

መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው

ኣበይ ?

ምርካብ ትምህርቲ ፈረንሳ ቋንቋ ፈረንሳ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 15 jours

እንታዩ’ዩ ?

እዚ ትምህርቲ ቋንቋን ፈረንሳ ብንኣሽቱ ጉጅለታት ተመቓቒሉ ዝወሃብ ፡ ስራሕ ዝዓለመ ወይ ስልጠና ንምጅማር እዩ ዕላምኡ።

ዝወሃበሉ እዋን ድማ ኣብ ሰሙን 2 ትምህርቲ ኣሎ፡ ሰሉስን ሓሙስን (ግዜ ከከም ደረጃ ይፈላለ) ሰሌዳ ናይ ግዜ ኣለዎ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዞም ክፍልታት ብንኣሽቱ ጉጅለታት እዮም ዝትመቓቐሉ እዮም።

ነቲ ምስርሕ ድማ ፣ በዚ ድማ መምህራን ሕቶታት ክትቱን ኣብ ዘጸግመኩም ወይ ኣብ ኣዝዩ ዘገድሰኡም ነገራት ክትሰርሕን ዕድል ኣሊኩም።

እቲ ዕላማ ቅድሚ ስራሕ ወይ ስልጠና ምጅማርኩም ምዕባለ ንምቕጻል ቋንቋ ፈረንሳ ምልምማድ ምግባር እዩ ዕላምኡ ።

ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ክፍልታት ስለዘለዉ፡ ምምሕዳራዊ ኣኼባታት ወይ ቃለ መሕትት ስራሕ ንምውዳብ ናይ ደገፍ ግዜ ይህልወኩም ።

ከመይ ንገብሮ?

  1. ኣድራሻና 144 Rue de la Gibauderie, 86000 Poitiers
  2. ኣብ መቐበሊ ኣጋይሽ ዴስክና ቅድመ ምዝገባ ቅጥዒ ብምውሳድ ምልእዎ
  3. ቅዳሕ ናይ መንበሪ ፍቓድኩም ወይ ቅብሊትኩም ኣርእዩ።
  4. ቅዳሕ ናይ ሪፓብሊካን ውህደት ውዕልኩም (CIR) ዝፈረምኩምሉ
  5. ኣብኡ ብምምጻእ ኣብ ሓደ ካብቶም ዝተመደቡ ዕለታት ናይ ምምዳብ ፈተና ውሰዱ።
ኣብ ላዕሊ ገጽ
ብ ሊንክ ወይ ፈለግ ሼር ግበሩዎ
Ville de Poitiers

9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
claudia mclaudia mምምሕዳር
maeva.chartiermaeva.chartierኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
gitorogitoroተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
nour alhoudanour alhoudaተርጓሚ/ሚት
oana.cojocea84@gmail.comoana.cojocea84@gmail.comተርጓሚ/ሚት