Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Cours de français

Indigo Formation
ኣዳላዊIndigo Formation

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA2, B1

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 10 ስሰሙን
ቐጻሊ ተሳትፎትኽኽል 17.5 ሰዓት ኣብ ሰሙን

ኩነታት

መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው
ናይ CIR ን ናይ OFII ኮርሳት ወዲእኩም እንተኮይንኩም

ኣበይ ?

ምብጻሕ ደረጃ B1 ምብጻሕ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 19 jours

እንታዩ’ዩ ?

እዚ ናይ ልምምድ ፈረንሳ ምስ 17.5 ሰዓታት ትምህርቲ ኣብ ሰሙን ን2 ወርሕን ፈረቓን እዩ ዝዛዘም ።

ዓላማታትቱ ድማ :
- ቋንቋ ፈረንሳ ብዝበለጸ ምርዳእ፡ ምዝራብ፡ ምንባብን ምጽሓፍን።
- ኣብ መዓልታዊ ህይወት ናጻ ምዃን
- ስራሕ ወይ ስልጠና ምድላይ
- ወግዓዊ ደረጃ B1 ፈተና ውሰድ።

ኣገዳሲ
ኣብዚ ስልጠና ክትሳተፉ ትኽእሉ ኢኹም ምስ OFII ን5 ዓመት ዘይመልእ ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን (CIR) እንተፈሪምኩም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ መወዳእታ እቲ ስልጠና ድማ፤

  • ተመኩሮኹም ኣካፍሉ
  • ሓሳባት ምውዳብ ክትክእሉ
  • ክትዕ ኣካይዱ ተኻታዕነት ክእለት ተሐይኩ

ምእንቲ ን ሕብረተሰብ ፈረንሳ ብኸመይ ከም ዝሰርሕ ምርዳእ: ስነ-ህይወት: ፖለቲካ: ህዝባዊ ህይወት: ባህሊ...ወዘተ

ምምሕዳራዊ ኣሰራርሓታት ከካይድ ዝኽእል።

ከምኡ እውን

ኣብ መወዳእታ ናይቲ ስልጠና፡ ንዜግነት ፈረንሳ ንምምልካት ዘድሊ፡ ናይ B1 ደረጃኻ ወግዓዊ ዲፕሎማ ንኽህልወካ TCF ክትወስድ ትኽእል ኢኻ።

ምፍልዝጡ ዘገድስ ቅድሚ 2 ዓመት ኣብ ዘይመልእ ግዜ ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን እንተፈሪምኩም TCF ነጻ እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

  1. 144 Rue de la Gibauderie, 86000 Poitiers እዩ ኣኣድራሻና ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ኢንዲጎ ፎርሜሽን ንዑ
  2. ኣብ መቐበሊ ኣጋይሽ ቅድመ ምዝገባ ቅጥዒ ወሲድካ ምልኣዮ
  3. ቅዳሕ ናይ መንበሪ ፍቓድኩም ወይ ቅብሊትኩም ሃቡ።
  4. ቅዳሕ ናይ ሪፓብሊካን ውህደት ውዕልኩም (CIR) ሃቡ
  5. ንዑ ኣብ ሓደ ካብቶም ዝቐረቡ ዕለታት ናይ ምምዳብ ፈተና ውሰዱ።
ኣብ ላዕሊ ገጽ
ብ ሊንክ ወይ ፈለግ ሼር ግበሩዎ
OFII
OFII

10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
claudia mclaudia mምምሕዳር
maeva.chartiermaeva.chartierኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
gitorogitoroተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
nour alhoudanour alhoudaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት