Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Cours de français

Indigo Formation
ኣዳላዊIndigo Formation

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1, A2

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 2 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎትኽኽል 21 ሰዓት ኣብ ሰሙን

ኩነታት

ናይ CIR ን ናይ OFII ኮርሳት ወዲእኩም እንተኮይንኩም
መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው

ኣበይ ?

ምብጻሕ ደረጃ A2 ብ ቋንቋ ፈረንሳ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 19 jours

እንታዩ’ዩ ?

ልምምድ ቋንቋ ፈረንሳ ምስ 21 ሰዓታት ትምህርቲ ኣብ ሰሙን ን2 ወርሒ ዝወህብ ኮይኑ ።

ዓላማታትቱ ድማ :
- ምእንቲ ቋንቋ ፈረንሳ ብዝበለጸ ምርዳእ፡ ምዝራብ፡ ምንባብን ምጽሓፍን ክትክእሉ።
- ከምኡውን ኣብ መዓልታዊ ህይወት ናጻ ምዃን ክትኮኑ
- እንተላይ ስራሕ ወይ ስልጠና ምድላይ ክትሕገዙ
- ኣብ መወዳእታ ድማ ወግዓዊ ደረጃ A2 ፈተና ምሕላፍ ክትዑ።


ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣብዚ ስልጠና ክትሳተፉ ትኽእሉ ኢኹም ምስ OFII ን5 ዓመት ዘይመልእ ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን (CIR) እንተፈሪምኩም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብምስታፍ ኣብቲ ስልጠና ኣብ መወዳእታ እዞም ዝስዕቡ ነገራት ትኸስቡ፤

  • ፈለማ ስምዒት፡ ተገዳስነት ወይ ዘይምግዳስ ምግላጽ ክትክእሉ
  • እንተላይ ሰባት፡ ነገራት፡ ቦታታት ይገልጹ
  • ከምኡውን ብዛዕባ ዝሓለፈ ፍጻመታት ምዝራብ
  • ብ እግሪ መገድኹም ሓገዝ፣ ምኽሪ ምሕታትን ምቕራብን ክትሳተፉ ።
  • ሓበሬታ ሕተትን ምሃብን ክትክእሉ ።
  • ኣረኣእያኹም ምስፋሕን እሞ እትኣምነሉ ሓሳብ ምክፋል ።

ምእብቲ ኣብቲ ኣገዳሲ ዝኾነ እቲ ምምሕዳር ኣድላዪ ስጉምትታት ንምውሳድ ከመይ ከም ዝሰርሕ ምርዳእ ትሕገዙ ።

ብሳላ እቲ ስልጠና ን ኣብ ስራሕ፡ ኣብ ስልጠና፡ ኣብ ጎደና፡ ምስ ምምሕዳር፡ ምስ ኣዕሩኽ ከመይ ጌርካ ከም እትረዳዳእ ፍለጥ...ክትሕገዙ ትኽእሉ

ኣብ መወዳእታ ናይቲ ስልጠና፡ ናይ A2 ደረጃኻ ወግዓዊ ዲፕሎማ ንኽህልወካ፡ TCF ክትወስድ ትኽእል ኢኻ።

ምፍላጡ ዘገድስ
ቅድሚ 2 ዓመት ኣብ ዘይመልእ ግዜ ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን እንተፈሪምኩም TCF ነጻ እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

  1. 144 Rue de la Gibauderie, 86000 Poitiers እዩ ኣድራሻና ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ኢንዲጎ ፎርሜሽን ንዑ
  2. ኣብ እዋን እንግዶት መቐበሊ ኣጋይሽ ቅድመ ምዝገባ ቅጥዒ ምልእዎ
  3. ፎቶኪፒ ናይ ናይ መንበሪ ፍቓድኩም ወይ ቅብሊትኩም ሃቡ።
  4. ቅዳሕ ናይ ሪፓብሊካን ውህደት ውዕልኩም (CIR) ይሃልኹም
  5. ብድሕሪ እዚ ኣብ ሓደ ካብቶም ዝቐረቡ ዕለታት ናይ ምምዳብ ፈተና ብምውሳድ ናብ ዝቕጽል መስርሕ ትሓልፉ።
ኣብ ላዕሊ ገጽ
ብ ሊንክ ወይ ፈለግ ሼር ግበሩዎ
OFII
OFII

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
claudia mclaudia mምምሕዳር
maeva.chartiermaeva.chartierኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
gitorogitoroተርጓሚ/ሚት
zizinskazizinskaተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
nounouተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት