Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ YAMBI

YAMBI
ኣዳላዊYAMBI

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲሓተትቲ ዑቕባ, ስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1, A2

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 3 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎዝለኦኣለ 6 ሰዓት ኣብ ሰሙን
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ሓሙስ

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 5 mois

እንታዩ’ዩ ?

እዚ ትምህርቲናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ሰሙን 3 መዓልታት (ሰኑይ፣ ሰሉስ፣ ሓሙስ) ብቐሊሉ ንምርዳእን ንምርድዳእን ዝወሃብ ።

ኣገዳሲ
ጽቡቕ ምዕባለ ንኽትገብር ምእንቲ ን3 ወርሒ ኣብ ኩሉ ክፍልታት ክትሳተፉ ይግባእ ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ ሰሙን 6 ሰዓታት ትምህርቲ እንተሃልዩካ፡ ቀልጢፍካ ክትስጉሙ ትኽእልሉ ኢኹም።

እዚ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ክፍሊ ፈረንሳ 10 ሰባት ኣለዉ፣ ሓደስቲ ሰባት ክትራኸብን ብፈረንሳ ክትዕልልን ዕድል ዝህብ መደብ እዩ።

ምእንቲ እቲ ማሕበር ስነ-ጥበባውን ባህላውን ንጥፈታት እውን የዳሉ።

ከመይ ንገብሮ?

ኣብ ላዕሊ ገጽ

10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
claudia mclaudia mምምሕዳር
diane wtvdiane wtvኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
bissobissoተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት