ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ MILOGE
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲዜጋታት ፈረንሳ, ስደተኛታት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1, A2, B1, B2, C1, C2
ፍሉያት ተሳተፍቲንኡሳት
ዋጋ
ብነጻ
ኩነታት
መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው
ናይ ባንክ ሕሳብ ምህላው
ኣበይ ?
ምርካብ መፍትሒ ንበንበሪ ንኣባይቲ
እንታዩ’ዩ ?
እዚ ን16 ክሳብ 30 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ዝተሓዝአ ናይ MILOGE ኣባይቲ መድረኽ ፡ ዝተመጣጠነን ብሕታዊን ደገፍ ይህብ።
ተወሳኺ ደገፍ ክህልወካ ይኽእል እዩ፣ ወይ ድማ ኣብቲ ዘለካ ሕቶታት ሓበሬታ ክትረክብ ጥራይ ትኽእል ኢኻ።
ኣገልግሎት MILOGE ኣብ ዞባ Charolais Brionnais ዝርከብ ኮይኑ ብFSE ብሓባር ዝምወል ዘጠቓለለ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
Miloge ሚሎጅ ዝኻሎም ነገራት፤
- ብዛዕባ መሰላትን ግቡኣትን ተኻራያይ ክትፈልጥ፣
- ምሳኻትኩም ኣብ ባጀት ኣባይቲ ክሰርሕ፣
- ክትወስዶ ዘለካ ስጉምትታት ክነግረካ፣
- ወይ ድማ ኣብ ምድላይ መንበሪ ገዛ ንኽሕግዘካ ዝርዝር ርክብ ኣካራዪ ክህበካ።
ሚሎጅ Miloge ጣልቃ ክኣቱ ክኽእል እዩ፤
- ኣብ ምድላይ መንበሪ ወይ ምብጻሕካ ክሕግዘካ፣
- ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባትካ (መድሕን፣ ጸዓት፣ ምርዳእ ሊዝ ወዘተ) ክድግፈካ፣
- ናይ ክራይ ወይ ገንዘባዊ ሓገዝ ፋይላትካ ከተዋህልል ይሕግዘካ፣
- እቶም ማሕበራዊ መሻርኽቲ ኣባይቲ ክነግሩኹም...
እዚ መደብ ካብ 16 ክሳብ 30 ዓመት ንዝዕድሚኦም መንእሰያት ዝተመጣጠነን ብሕታዊን ደገፍ ንህብ።
ከመይ ንገብሮ?
ርኸቡና ብ
- ቴሌፎን፡ 07 87 89 98 05
- ኢመይል ፡ corentin.rizet@milobfc.fr
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ