Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Inter Langues Val de Garonne

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲሓተትቲ ዑቕባ, ስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1, A2, B1

ዋጋ

10€ ሓንሳብ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዳርጋ 10 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 1.5 heure ኣብ ሰሙን
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ረቡዕ, ሓሙስ

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 24 jours

እንታዩ’ዩ ?

እዚኦም ካብ ሰኑይ ክሳብ ሓሙስ

እዚ ካብ ሰኑይ ክሳብ ሓሙስ ዝወሃብ ትምህርቲ ምስ ደረጃኹም ዝኸይድ ኮይኑ (ን ጀመርቲ Alpha, A1.1, A1,A2 and B1) ዝተመጣጠኑ ናይቋንቋ ፈረንሳ ኮርስን ሰዓት 1h30 ይጸንሕ እዩ።

ኣብ ሰሙን ከም ደረጃ ድሌታትን ኣብ ሓያሎ ክፍልታት ምስታፍ ይከኣል ።


ንምፍላኡ ዘገድስ ንፈተና DELF A1, A2 and B1 (ዲፕሎማ ትምህርቲ ብፈረንሳ) ንምድላው ዝሕግዙ ኮርሳት እውን ኣለዉ ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምእንቲ ኣብቲ ቋንቋ ብኣፍን ብጽሑፍን ንምስራሕ ዝሕግዙ ወለንተኛታተዓጂብኩም እትረኽብዎ ምስማዕ: ምዝርራብ: ልምምድ ምጽሓፍ ወዘተ ዝወሃብ ትምህርቲ እዩ።

ብሓፈሻ ምስ ካልኦት ተማሃሮ ትፋለጡን ምስኦም ክትረዳድኡን ምብቃዕ።

እቲ ኣብ ዓመት ዝውደብ: ናብ ሲነማ: ናብ ቤተ-መጻሕፍቲ ሚድያ: ናብ ቤተ-መዘክር: ናብ ትያትር...ወዘተ ምስታፍ

ከመይ ንገብሮ?

ምእንቲ ክትምዝገቡ ርኸቡና፤

ኣብ መርበብ ሓበሬታና ኣይትበሉ ፡ https://interlangues-marmande.fr/

ኣድራሻ ብቐጥታ መጺእኩም ክትምዝገቡ እውን ትኽእሉ ኢኹም፣ ኣድራሻ ኣብዚ ኣሎ፤

Association Inter Langues Val de Garonne
Square de Verdun
1er et 2ème étages de la Maison des séniors
47200 Marmande

ምፍላጡ ዘገድስ
ካብ ሰኑይ ክሳብ ሓሙስ ካብ ሰዓት 9h ክሳብ 17h። ቤት ጽሕፈት መቐበሊ ኣጋይሽ ኣብ ቀዳማይ ደርቢ፡ እቲ ዝወሃብሉ ኮርስ ድማ ኣብ ካልኣይ ደርቢ ኣብ መወዳእታ ናይቲ ኮሪደር እዩ።

ናይ መንነት ሰነዳትኩም (ረሲፒሰ፡ መንበሪ ፍቓድ ወዘተ) ሒዝኩም ክትመጹ ኣለኩም ኣብ እዋን ምምዝጋብ።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
xavidumxavidumምምሕዳር
interlangues47interlangues47ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
samisesamiseተርጓሚ/ሚት
b2024b2024ተርጓሚ/ሚት
sam2711-plsam2711-plተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
gitorogitoroተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
ana56ana56ተርጓሚ/ሚት