Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Plateforme Linguistique de Proximite Lyon 1E/2E/4E

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲሃገር ኣልባ ሰባት, ሓተትቲ ዑቕባ, ዜጋታት ፈረንሳ, ስደተኛታት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ

ዋጋ

ብነጻ

ኣበይ ?

ምርካብ ኮርስ ቋንቋ ፈረንሳ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ 6 місяців тому

እንታዩ’ዩ ?

ማሕበር ማእከል ቋንቋ Lyon 1e/2e/4e

  • ደረጃ ብቅዓት ቋንቋ ፈረንሳ ይግምግምን ምስ ኩነታትካ ዝሰማማዕ ኮርስ ንምርካብ ይሕግዘካኩም።
  • ብዛዕባ ኮርሳትቋንቋ ፈረንሳ ክሕብረኩም
  • ብዛዕባ ፈተናታት ቋንቋ ፈረንሳ (ዲፕሎማታት፡ ፈተናታት ወዘተ) ሓበሯታ ይህብ ።

መድረኽ ቋንቋ ከባቢ Lyon 1e/2e/4e ብማሕበር ስልጠና ምህንድስና(AFI / ECRIT69) ዝድገፍ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ውልቃዊ ርክብ ምስ ሓደ ናይ ስልጠና ፍታሕ ኣዝዩ ጽቡቕ ጌሩ ዝፈልጥ በዓል ሞያ
  • ብዛዕባ ተበጻሕነት ስልጠና (ምዝገባ፣ ናይ መወዳእታ ግዜ ወዘተ) ልክዕ ሓበሬታን መብርህን ክህልወኩም እዩ።
  • እንተተሰማሚዕኩም ዝርዝር ጸብጻብ ናብ ወኪልኩም (ማሕበራዊ ሰራሕተኛ፡ ኣማኻሪ ማእከል ስራሕ፡ ኣስራሒ ወዘተ) ኽ ይከኣል።
  • ንምጅማር ኮርስ ቋንቋ ፈረንሳ
  • ዲፕሎማ ወይ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ፈተና ንምውሳድ
  • ናብ ብቑዕ ወይ ሞያዊ ስልጠና ንምእታው እኹል ደረጃ እንተሃልዩኩም ንምፍላጥ።
  • ኣብ ስልክኹም ንመምሃሪ ዝኸውን ሳይታትን ኣፕሊኬሽናትን ንምርካብ ይከኣል
  • ነዞም ሳይታትን ኣፕሊኬሽናትን ንምጥቃም ተሓገዙ።

ከመይ ንገብሮ?

ምስ ኣን-ጋል ፍራንኮይስ Anne-Gaëlle FRANCOIS

ናይ ቋንቋ መድረኽ 4 ክኾኑ ዝኽእሉ ናይ ኣኼባ ቦታታት ኣለዎ (ኣብ ታሕቲ ዘሎ ካርታ ርአ)፤

  • 2 ቀወምቲ ቦታታት ኣብ ሊዮን 1ᵉʳ
  • 1 ቀዋሚ ቦታ ኣብ ሊዮን 2ᵉ 1 ቦታ ድማ ኣብ ሊዮን 4ᵉ
ኣብ ላዕሊ ገጽ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
xavidumxavidumምምሕዳር
plp124plp124ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
mohamed sayed shokrimohamed sayed shokriተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
utilisateur_628083utilisateur_628083ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት