Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Oise Action Jeunes-Réfugiés

Coallia
ኣዳላዊCoallia

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳC2, C1, B2, B1, A2, A1
ፍሉያት ተሳተፍቲንኡሳት

ዋጋ

ኣብ መንጎ 80€ ን 300€ ናይ ወርሒዘሎ ዝርዝር

ኩነታት

መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው
ናይ ባንክ ሕሳብ ምህላው

ኣበይ ?

ምርካብ ግዝያዊ መንበሪ ሓገዝን ኣሰናይነትን

ኣቐድዲሙ ዝነበረ 6 місяців тому

እንታዩ’ዩ ?

ንመንእሰያት (ሰብኣይ ይኹን ሰበይቲ) ከሰብቲ ኣህጉራዊ ሓለዋ ዝኾኑ ወይ ወረቀት ዘለዎም ግዝያዊ መንበሪን ማሕበራዊ ደገፍን ዝህብ ትካል እዩእዩ ።

40 ናይ ሓባር መንበሪ ኣባይቲ (ንጽል ክፍልታት ኣብ ናይ ሓባር ኣፓርታማታት) ንህብ።


ኣገዳሲ !
እዚ ን ምርካብ ኣብ ኣብ l'Oise ክትነብር ወይ ናይ መንበሪ ኣድራሻ ክህልወኩም ኣለዎ።

ኣብ ወጻኢታት መንበሪ ኣበርክቶ 15% ካብ ጸጋታት ኮይኑ፡ ብዘይ ጸጋታት ግን ክትረኽቦ ይከኣል እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃር ናብ መሻርኽቲ መሓውራት ኣስተኻክሉ ወይ ኣወሃህዱ።

ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባትን መዓልታዊ ናጻ ክትኮኑን ደገፍ ክህልወኩምን : ፋይናንሳዊ ምሕደራ: ኣጠቓቕማ መንበሪ ከተንዑን ወዘተ ይሕግዝ።

ሞያዊ ፕሮጀክትካ ክትገልጽን ስራሕ ወይ ስልጠና ክትረክቡን ንሕግዘኩም።

ንኹነታትኩም ዝሰማማዕ መንበሪ ክትረኽቡ ክንሕግዘኩም ብምድላውና፡ ኣድላዪ እንተኾይኑ ድማ ተኻራያይ ንምዃን ክትካሉ ክንድግፈኩም ኢና።

ከመይ ንገብሮ?

ናብ 115 ብምድዋል ወይ ንዝድግፈካ ማሕበራዊ ሰራሕተኛ (CHRS, CCAS, ወዘተ) ርክብ ብምግባር ካብዚ ስርዓት ተጠቃሚ ናይ ምዃን ሕቶ ከተቅርቡ ትኻሉ ኢኹም።

ድሕሪ ምትንታን ህሉው ኩነታትኩም ብማሕበራዊ ሰራሕተኛታት ፋይልካ ናብ ኮሚቴ ይኸይድ ይኻል እዩ።

እቲ ኮሚሽን ንመመልከቲኻ እንተ ኣረጋጊጹ፡ መንበሪ ገዛ ምስ ተረኽበ ብቕልጡፍ ንኽትኣቱ ክትረኽበካ ኢኻ።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
xavidumxavidumምምሕዳር
aurélie drobecqaurélie drobecqተርጓሚ/ሚት
mohamed sayed shokrimohamed sayed shokriተርጓሚ/ሚት
bissobissoተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
utilisateur_628083utilisateur_628083ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት