Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Atelier numérique UBUNTU

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲሓተትቲ ዑቕባ, ስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1, A2

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ዝርከበሉ መዓልቲረቡዕ

ኣበይ ?

ትምህርቲ ብ ዲጂታላዊ መሳርሒታት ዝተሰነየ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 4 mois

እንታዩ’ዩ ?

እዚኦም ንኣሎፎን ሰባት ateliers numériques (ፈረንሳ ጽቡቕ ጌሮም ዘይዛረቡ) ናይ ጉጅለ ወይ ውልቃዊ ዲጂታላዊ ዓውደ መጽናዕትታት እዮም።

ኣባላትና ኣብ እዚ ዝስዕብ ተግባር ክሕግዘኩም ይኽእሉ እዮም፤

  • ኮምፒተር፣ ስማርትፎን፣ ታብሌትብላ ምጥቃም
  • ኣብ ኢንተርነት ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምፍጻም
  • ንኹሉ ደረጃታት ብዲጂታላዊ ቴክኖሎጂ ፈረንሳ ምምሃርን ።
ምፍላጡ ዘገድስ!
እቲ ኣመሓዳሪ ኣብ እዋን ዓውደ መጽናዕትታት ምስ ተሳተፍቲ ብቐሊሉ ንምርድዳእ ብኢንተርነት ተርጓሚ ክጥቀም ይኽእል።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ኣቀራርባ ዲጂታላዊ መሳርሒታት፡ ቾምፑተር፡ ኡቡንቱ ኦፐሬቲንግ ሲስተም፡ ስማርትፎን፡ ተብሌት ወዘተ።
  • ነዞም መሳርሒታት ከመይ ጌርካ ከም እትጥቀመሉ ፍለጥ: ብኢንተርነት ምድላይ ምግባር: ኣብ ስማርትፎናትን ታብሌታትን ኣፕሊኬሽናት ምጽዓን ወዘተ።

ዝተፈላለየ ሕቶታት ክትሓትትን ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባትካ ሓገዝ ክትሓትትን ትኽእል ኢኻ: ናይ ባንክ ሕሳብ ምፍጣር: ናይ CAF ጥቕምታት ከተመልክት: ናይ ጥዕና መድሕን መሰላትካ ምኽፋት ወዘተ ይከኣል እዩ።

ኣብ ቃላት ደረጃ ፈረንሳኻን ንምስራሕ ኣብ ስማርትፎንካ፡ ኮምፒተርካ ወይ ታብሌት ብኢንተርነት ልምምድ ክትገብር ትኽእሉ ኢኹም።

ከመይ ንገብሮ?

ኣብ ድጅታላዊ ንምስታፍ፡Manel AZZOUZ : ንምስታፍ ተወከስዋ

ምፍላጡ ዘገድስ
እቲ ዲጂታላዊ መሳርሒታት ምርካብ ዓውደ መጽናዕቲ ረቡዕ ንግሆ ይካየድ። ረቡዕ ድሕሪ ቀትሪe Pix ou Pronote. Nous proposons ዝተሓዝአ ’ ዩ ። ብተወሳኺ ሓሙስ ንግሆን ዓርቢ ድሕሪ ቀትሪን ብቆጸራ ውልቃዊ ዓውደ መጽናዕትታት ነቕርብ።

ዓውደ መጽናዕትታትና ኣብ ማእከል ማሕበራውን ባህላውን ኣድራሻና

3 impasse du Château, 02500 - Hirson ይካየድ።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
xavidumxavidumምምሕዳር
caroline02500caroline02500ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
bissobissoተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
shibashibaተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት