Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ AGIR 89

AGIR
ኣዳላዊAGIR

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዝለኦኣለ 24 ወርሒ

ኣበይ ?

ምርካብ ስራሕን መንበሪን ገዛን ኣብ l'Yonne ልዮነ ዝበሃል ቦታ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un mois

እንታዩ’ዩ ?

እቲ ብ AGIR ኣጂር ዝበሃል ዝፍለጥ መደብ ንፈረንሳ ንዝርከቡ ስደተኛታት መንበሪን ስራሕን ንኽረኽቡ ዝሕግዝ መስርሕ እዩ ።

ብመሰረት እቲ ፕሮግራም ናይ ኣጂር ኣብ ፈረንሳ ኣብ መስርሕ ውህደትኩምን ኣብ ኣገባባቶምን ምስላጥ ይሕግዘኩም እዩ።

ኣብ እዘም ንዝስዕቡ፣ መስርሕ ደገፍ ከውህበኩም ይኽእል፤

  • ንመላእ ቢኤተሰብኩምን ንዓኻኹምን ንደቅኹምን ንምምሕዳራዊ ኣገባባት ምፍጻም፣ ።
  • ኣብ መንበሪ ንምርካብ ምትሕብባር
  • ኣንትደኣ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃር ወይ ሞያ ንምምሃር ስልጠና ምርካብደሊኹም
  • ስራሕ ንኽትረኽቡ ምስ France Travail ፈረንሳ ትራቫይል ብምትሕብባር
  • ከምኡውን ን ኣብ መዓልታዊ ህይወትዘጋጥም ብድሆታት ከም እኒ (ምሕብሓብ ህጻናት፡ክትትል ጥዕና፡ ናይ መጓዓዝየ ) መፍትሒ ምድላይ
ኣብዚ መደብ ናይ ደገፍ ኣጂር AGIR እንተበዝሐ ን24 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ኮይኑ፡ ናባኹም ቀሪቡ ብዝፍረም ውዕል ወግዓዊ ይኸውን። ስለዝኾነ ድማ ኣብ ነፍሲ ወከፍ 2 ወርሒ ኣኼባታት ኣለኩም፡ ኣብ እዋን ደገፍኩም ድማ ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትታት ኣብ ግዝበር ንጥፈት ምስታፍ ከም ዘለኩም ኣስተውዕሉ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ሕቶታት ክትሓትቱ ፣ ሓገዝኮነ ካልእ ክትሓቱ ትኽእሉ ኢኹም እዚ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት፡ መለት ግብሪ፡ ፍቓድ መዘወሪ መኪና፡ ሕሳብ ባንክ፡ መንነት ወረቐት፡ መንበሪ ካርድ ወዘተ ክኸውን ይኽእል።

  • ኣብ ሞያዊ ዝንባለኻ ንምስታፍ ክትድገፉን ምስ እትደልዩ
  • ሞያዊ ፕሮጀክትኹም ንምህናጽ፣ ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ ፣ ምስ ፈረንሳ ትራቫይል ብምትሕብባር
  • ብቋንቋ ፈረንሳ ክትስጉሙን፣ ኣብ ማእከል ስልጠና ወይ ማሕበር ረኺብካ ተመዝገብ
  • ብዘይካል እዚ ምርኻብ ኣብ ናይ ስራሕን ሞያዊ ውህደትን ደገፍ መሓውራት ከም እኒ፡ France Travailፈረንሳ ትራቫይል፡ Missions locales,ከባብያዊ ተልእኾታት፡ ኤፍፒኤ AFPA…ወዘተ ኣብ ምትሕሓዝ ንተሓባብረር።
  • መንበሪ ገዛ ኣብ ምርካብ ሓገዝ ውሰድዱ
  • ድሕሪ ምርካብ መንበሪ ገዛ ኣብ ምትካልን ኣገባባትን ሓገዝ (ሓገዝ ኣባይቲ (aides au logement) ቀጻሊ ደገር ንኽትረኽቡ ምግባር።
  • ኣብ መንበሪ ኹም ምጥጣህ ምእንቲ ነጻ መለት ርእስኹም ክትክእሉ ምትብባዕ

ከመይ ንገብሮ?

ምእልንቲ ካብዚ መደብ ክትጥቀሙ ግድን ክማልኡ ዘለዎም፤

  • ፈለማ ተጠቃሚ ኣህጉራዊ ሓለዋ ምዃን (ዓቢ ወይ እንተደሓደ ልዕሊ 16 ዕድመ ምህላው)
  • ካብ ክልተ ዓመት ንታሕቲ ኣህጉራዊ ሓለዋ ዝረኸኑ ፣ ማለት ወረቐት ዘለዎም
  • ድሕሪ ምፍራሙ CIR (ምህደት ውዕል ምስ ሪፓብሊካ)ንዝፈረሙ
  • ኣብ ዮነ l'Yonne ይነብሩን ኣብኡ (ቀዋሚ ኣድራሻ ኣለዎም)።
ክፍለጥ ዘለዎ!
ኣባላለት ስድራቤት ፣ ማለት (መጻምድኹም፣ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ፡ ወለዲኹም)፡ ዋላ ስደተኛታት እንተዘይኮኑ፡ ምሳኻ ካብቲ መደብ ክጥቀሙ ይኽእሉ።

እንትደኣ ተጠቀምቲ ናይቲ መደብ ንምዃን፣ ዘድሊ ቅድመ ኩነት እንተእተማልኡ ኴይንኩም ንምፍላጥ ኣብ (1ይ ክፋል ርአ) ብቐጥታ t par l'OFII.ብኦፊኣይ ክትውከሱ ትኽእሉ ኢኹም ።

ኣብ ላዕሊ ገጽ
ብ ሊንክ ወይ ፈለግ ሼር ግበሩዎ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

xavidumxavidumምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
programme agirprogramme agirኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
darlapmdarlapmተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት