Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Cours d'alphabétisation

Safore formation
ኣዳላዊSafore formation

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲሓተትቲ ዑቕባ, ስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 4 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 5 ፍርቂ ሰዓት ኣብ ሰሙን
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ረቡዕ, ሓሙስ, ዓርብ

ኣበይ ?

ተመሃሩSaint-Fons ምንባብን ምጽሓፍን

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 9 mois

እንታዩ’ዩ ?

ን 4 ኣዋርሕ ቋንቋ ፈረንሳ ምንባብን ምጽሓፍን ክመሃሩ ስልጠና ውሰዱ ።

ምፍላጡ ኣገዳሲ!
ኣብዚ ስልጠና ንምስታፍ ግድን፤
- ኣብ Saint-Fons , ኣብ ንጡፍ ናይ ምክትታል ኣውራጃ (QVA) ወይ ኣብ ናይ ከተማ ፖሊሲ ኣውራጃ (QPV) ይነብሩ
- ኣብ ምዝራብ ደረጃ A1 ክህልዎም .

እቶም ኮርሳት ዝተወደቡ እዮም፤

  • ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 8፡30 ናይ ንግሆ ክሳብ 12 .
  • ኣብ ኣድራሻ 1 allée Paul Langevin, 69190 Saint-Fons,
  • ካብ 19 መስከረም 2023 ክሳብ 19 ጥሪ 2024።
ከከም ብዝሒ ቦታታት እቲ ስልጠና ድሕሪ ወግዓዊ ምጅማር ምጅማር ይከኣል።

ንምንታይከ የዘገድስ?

- ኣብ መንጎ ድምጺ ፈረንሳ (ከመይ ይስማዕ)ን ኣጸሓሕፋኡን (ከመይ ይጽሓፍ) ምትእስሳር ምግባር

- ኣርማታትን ምልክታትን ምርዳእ

- ኣብ ጽሑፍ ምዕባለ

- ኣዝዩ ቀሊል መምርሒ ኣንቢብካ ተግባራዊ ምግባር

- ቅጥዒ ሲቪላዊ ኩነታት ምምላእ (ስም ስድራቤት፡ ቀዳማይ ስም፡ ኣድራሻ)

- ኣብ ሓደ ሰነድ ዘለዉ ኣገደስቲ ባእታታት ምልላይ።

- ሰዓት ንምንጋር

- መገሻታትን ቆጸራታትን ምውዳብ

- መደብ ኣንቢብካ ምልኣዮ።

ብኸመይ ሓደስቲ ዲጂታላዊ ክእለታት ተማሂርካ ብተሌፎን (ሞባይል ኣፕሊኬሽናት፡ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ወዘተ) ምጥቃም ምፍላጥ ።

ከመይ ንገብሮ?

3 ዕለታት ኣለዉ፤

  • ሰሉስ 28 ነሓሰ 2023 ሰዓት 9፡30 ቅ.ቀ.
  • ሰሉስ 5 መስከረም 2023 ሰዓት 9፡30 ቅ.ቀ.
  • ሶኒ መስከረም 11, 2023 ሰዓት 9፡30 ቃ ቀ

ንምምዝጋብ ናብ carole.trevisanuto@safore.fr ኢመይል ስደዱ

ንዝኾነ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም ብ 06 89 40 98 15 ተወከሱ።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
claudia mclaudia mምምሕዳር
saforesaforeተርጓሚ/ሚት
rezgar-bapirirezgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
hiba hijazi şehabhiba hijazi şehabተርጓሚ/ሚት
bissobissoተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት