Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ Avec Programme Citoyen - BOP 104

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሓተትቲ ዑቕባ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1, A2, B1, B2

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 8 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 6 ሰዓት ኣብ ሰሙን
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ረቡዕ, ዓርብ

ኩነታት

መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው
ናይ CIR ን ናይ OFII ኮርሳት ወዲእኩም እንተኮይንኩም

ኣበይ ?

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ ን ሓፈሻዊ ምውህሃድ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 8 mois

እንታዩ’ዩ ?

ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ፡ መግለጺ ባህልን ዜግነትን ንምውህሃድን ኣብ ህይወት ምንባር ኣብ ፈረንሳ ኣበርክቶ ንምግባርን ዝዓለም መደብ።

ምፍላጡ ዘገድስ!
ትምህርቲ ሰኑይ፣ ሰሉስን ዓርብን ካብ ሰዓት 14 ክሳብ 16 እዩ።
ኣብዚ ስልጠና ንምስታፍ ሓድሽ መጻእቲ (ኣብ ፈረንሳ ትሕቲ 5 ዓመት) ንዝገበሩ ዝዓለም እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቲ መደብ ብድምር 228 ሰዓታት ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት ይህብ፣ ብዝበለጸ ንምርዳእን የማዕብል ።

ኣብ መዓልታዊ ህይወት ንኣብነት ዕዳጋ ኮነ እንዳ ወይ ናብ ሓኪም ክትከይድ ከለኻ ምዝርራብ ክትመሃር ኢኻ።

ሽዑ ቋንቋ ፈረንሳ ምፍላጥ ስራሕ ንምርካብ ይሕግዘኩም።

ቋንቋ ፈረንሳ ምፍላጥ ምሉእ ብምሉእ ናብቲ ባህሊ ክትኣቱ የኽእለካ: ስነ-ጽሑፍ: ሲነማ: ሙዚቃ ዝተወሃሃደ...

እቲ መደብ፡ ስርዓተ ትምህርቲ፡ ህዝባዊ ኣገልግሎታት፡ መሰላትን ግቡኣትን ሓደ ፈረንሳዊ ዜጋ ንምርዳእ እውን ይሕግዝ።

ከመይ ንገብሮ?

እንተደኣ ደሊኹም ምስ ማሕበርና ርክብ ግበሩ፤

  • ብስልኪ፡ 01 39 80 45 40 ወይ 01 39 82 81 48
  • ብኢመይል ፡ atmfargent@gmail.com
  • ኣብቲ ቦታ: 26, boulevard du Général Leclerc, 95100 Argenteuil.
ኣብ ላዕሊ ገጽ

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
xavidumxavidumምምሕዳር
claudia mclaudia mምምሕዳር
pace 95pace 95ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
rezgar-bapirirezgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
nawal ghandournawal ghandourተርጓሚ/ሚት
zakharffzakharffተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት