Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Abajad

Abajad
ኣዳላዊAbajad

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1, A2, B1

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዳርጋ 2 ስሰሙን
ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 6 ሰዓት ኣብ መዓልቲ
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ረቡዕ, ሓሙስ, ዓርብ

ምውሳድ ስልጠና ኣብ ሞያ ጽሬት

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 mois

እንታዩ’ዩ ?

ስልጠና ምስ ሞያታት ጽሬት ብዝተኣሳሰር ፈረንሳ ንምምሃር ኣብ እን ላይን métiers de la propreté. ክትታል።


ምፍላጡ ዘገድስ!
እዚ ስልጠና ኣብ 92 (92 (Hauts-de-Seine) ከምኡ’ውንደፓርትመንት 75 (ፓሪስ) ቋንቋ ፈረንሳ ንምርዳእ ጽገሙን ዝዓለመ ሰባት ስራሕ ንምርካብ ዝዓለመ እዩ።

እቲ ስልጠና ክልሰ-ሓሳባዊ ስልጠና ምስ ንጥፈት ጽሬት ዝተኣሳሰሩ ቃላት ንምምሃር ዝዓለመ እዩ ( Français sur Objectifs Spécifiques) ዘተኮረ እዩ።

ግብራዊ ስልጠና እዞም ዝስዕቡ ነገራት ንምግባር የኽእለኩም፤

  • ምፍላጥ ናይ ድሕነት መምርሒታት ፣
  • ምፍላጥ ናይ ጽሬትን ጽገናን ፍርያት፡ ዓቐን፡ .
  • ምፍላጥ ናይ ጽሬት ሞያታት ምፍላጥ (መስኮት ጽሬት፣ መጽረዪ ወኪልን ማሽኒስት ወኪልን)፣
  • ከምኡውን ኣከባብያዊ ድሕነት ናይ ተፈጥሮ ኣፍልጦ ምህላውን ወዘተ ዝተኣሳሰር እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ኣብ ናይ ጽሬት ስራሕ ንምርካብ ሞያ ተማሃሩ (መስኮት ጽሬት፡ ጽሬትን ማሽኒስትን)
  • ንስራሕ ዝኸውን ቃላት ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ።

ንመዓልታዊ ህይወትኩም ዝኸውን መሰረታዊ ፍልጠት ክእለት ምምዕባል።

እቲ ስልጠና ንስራሕ ፤

  • ቃላት ምምሃርን ስርዓተ ስራሕን፣ .
  • ናይ ሽፋን ደብዳቤን ሲቪን ምጽሓፍ
  • ንቃለ መሕትት ስራሕ ምድላው።

ከመይ ንገብሮ?

ዝቕጽል መዝገባ ክፍለ ግዜታት

  • Du 16 ሚያዝያ ወይ 05 ሰነ 2024

ነዚ ዝስዕብ ፎርም ብምምላእ formulaire ናብ ስልጠናና ምእታው ይከኣል እዩ

ኣብ ላዕሊ ገጽ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
xavidumxavidumምምሕዳር
abajadabajadኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
nawal ghandournawal ghandourተርጓሚ/ሚት
rezgar-bapirirezgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት