Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Association Revivre

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲሃገር ኣልባ ሰባት, ሓተትቲ ዑቕባ, ዜጋታት ፈረንሳ, ስደተኛታት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ረቡዕ, ሓሙስ

ምርካብ ሓገዝ ኣብ ናይ ቤትጽሕፈት ጉዳይ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ 8 місяців тому

እንታዩ’ዩ ?

ማሕበር ሪቪቭረL'Association Revivre ንስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ኣብ ምምሕዳራውን ማሕበራውን ኣገባባቶም ዝሕግዝ ማሕበር እዩ።

መንበሪ ገዛ ወይ መንበሪ ገዛ ኣብ ምርካብ እውን ደገፍ ንህብ ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ማሕበር L'Association Revivre ሪቪቨር ነቲ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ንምፍጻም ዝሕግዝ ውልቃዊ ቆጸራታት የቕርብ።

ቆጸራታት ከም ኣድላይነቱ ብዙሕ ግዜ ክካየድ ይኽእል።

ስተግባራይ ናይ ሪቪቭረ ንስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ዝውፈ እዩ። እዚ ድማ ንፍሉይነት ኩነታት ስደተኛን ሓታቲ ዑቕባን ብዝበለጸ መልሲ ክንህብ የኽእለና።

ኣብ ማሕበርና ርእሲ’ቲ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባትን ምርካብ መንበሪን ምሕጋዝ፡ ኩለመዳያዊ ደገፍ’ውን ይህብ፤

ከመይ ንገብሮ?

ክትረኽቡና ምስ እትደልዩ ናብዚ ኢመይል ስደዱ refugiesrevivre@gmail.com

ኣብ ላዕሊ ገጽ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

claudia mclaudia mምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
revivrerevivreኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
bissobissoተርጓሚ/ሚት
rezgar-bapirirezgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት